We are Master Entertainment! We produce, promote and distribute comedy, music, and films from East Africa. We hope you can enjoy our content to the fullest.
Dear Fans,
I'm thrilled to announce my graduation with a diploma in film making! Your support has been incredible, and I couldn't have done it without you. Please join me in celebrating this joyous moment.
Thank you for sharing this journey with me!
With gratitude,
Hagos weldegebriel SUZININO
Master Entertainment
ሓበሬታ
ክቡራት ተኸታተልትና ሰላምታ ብምቕዳም፡ ከም ዝፍለጥ ኣብ ዝተፈልካለዩ እዋናት ብዝተፈላለዩ መደባት ብዛዕባ MeTV
Online Cinema ክንገልጽ ምቕናይና ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ሕጂ’ዉን ናይ’ዚ መደብ ኣገዳስነቱ ብስፍሓት ንምግላጽ፡ ኣብ ዉሽጥን
ኣብ ግዳማን ብዝርከቡ ኣፍረይቲ ፊልም ሃገርና /ስነ ጥበባዉያን/ ዝተዳለወ፡ ሓሳባቶም ናብ ታዓዛቢ ዝገልጽሉ ትሕዝቶ
ሒዝናልኩም ቀሪብና ምህላዉና ብሓጎስ ንገልጸልኩም። ዘለኩም ርእይቶ ንስራሕና ሓጋዚ ብሙዃኑ፡ ከም ወትሩ ሃናጺ
ሓሳባትኩም ንጽበ።
1 year ago | [YT] | 283
View 31 replies
Master Entertainment
ንዕለት 12th October 2024
ስዓት 12፡00AM
ዘሐጉስ ብስራት ካብ ማስተር ኢንተርተይመንት!
ዝኸበርኩም ተኸታተልትና፡ ብመጀመርታ ምዉቕ ሰላምታና ነቕርበልኩም፡፡ ብምቕጻል ብመሰረት ዘቕረብኩምልና ሕቶታት፡ ስነ
ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብርኤል /ሱዚኒኖ/ ን 3 ክፋላት ዝኸይድ ዕላላት፡ ደርፍታት ከምኡ’ዉን መልሲ ስነ ጥበባዊ ሕቶታትን ሒዙ
ቀሪብልኩም ከም ዘሎ ብሓጎስ ነበስረኩም። ከም ወትሩ ሃናጺ ርእይተኹም ድማ ንጽበ።
1 year ago | [YT] | 1,943
View 40 replies
Master Entertainment
ንዕለት 7th September 2024
ስዓት 12፡00AM
ዘሐጒስ ብስራት ንኣፍቀርቲ ኮሜዲ
እቲ ንንዉሕ ዝበለ እዋናት ካብ ስራሓት ኮሜድን ፊምታትን ርሒቑ ዝጸንሐ ህቡብ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ዘሐጒስ ብስራት ንኣፍቀርቲ ኮሜዲ
እቲ ንንዉሕ ዝበለ እዋናት ካብ ስራሓት ኮሜድን ፊምታትን ርሒቑ ዝጸንሐ ህቡብ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ
ወልደገብርኤል/ሱዚኒኖ/፡ ኣብ ማስተር ኢንተርተይመንት እንሆ ብኣቀራርብኡን ትሕዝትኡን ፍልይ
ዝበለ‘’ሜድያ’’ዘርእስታ ሙዚቃዊት ኮሜዲ ሒዝልኩም ቀሪቡ ኣሎ። ከምኡ’ዉን ዝተፈላለዩ
ሓደሽቲ ፊልምታትን ኮሜዲታትን ኣብ ዝቕጽሉ ሰሙናት 9/7/2024 12:00AM ኣብ MeTv.online ክቐርቡ ሙዃኖም ብሓጎስ
ነበስረኩም።
"Media" Comedy ‘’ሜድያ’’ዘርእስታ ሙዚቃዊት ኮሜዲ By Hagos Weldegebriel (Suzunio) ሓጎስወልደገብርኤል/ሱዚኒኖ/፡
1 year ago | [YT] | 3,569
View 68 replies
Master Entertainment
Dear Fans,
I'm thrilled to announce my graduation with a diploma in film making! Your support has been incredible, and I couldn't have done it without you. Please join me in celebrating this joyous moment.
Thank you for sharing this journey with me!
With gratitude,
Hagos weldegebriel SUZININO
ኩቡራት ተዓዘብተይ! ሞራልኩምን ምትብባዕኩምን ብሓጸርቲ ቃላት ክገልጾ እናጸገመኒ፡ ሕጅ’ዉን ነቲ ትገብሩለይ ቀጻሊ ደገፍ ደጋጊመ ከመስግነኩም ይደሊ። እቲ ንኣስታት ሓደ ዓመት ዝወሰደ ናይ ፊልም ምስራሕ ትምርቲ፡ ተዛዚሙ ኣብ ምዕራፉ በጺሑ ኣሎ፡፡ የቐንየለይ !
1 year ago | [YT] | 544
View 35 replies
Master Entertainment
መጵሓፍ መመረቅታ
ዕለት 12th November 2022
ስዓት 6፡00PM
ቦታ 3500 N. Suite 112 Scottdale GA, 30079
‘’ሮማን’’
ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሱ ጽሑፋት፡ ግጥምታት፡ ሓደስቲ ምስላታት፡ ከምኡ ድማ ናይ ሓሳብ ትንተናታት ዘጠቓለለት
ሓዳስ መጽሓፍ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ብ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብሪኤል/ሱዚኒኖ/ ናብ ኣንበብቲ ክትበጽሕ ሙዃና
ብሓጎስ ነበስረኩም!
3 years ago | [YT] | 343
View 7 replies
Master Entertainment
መጵሓፍ መመረቅታ
ዕለት 5th November 2022
ስዓት 5፡00PM
ቦታ 2146 E. B
Shawley Cafeelt Line Rd. Richardson TX 75081
‘’ሮማን’’
ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሱ ጽሑፋት፡ ግጥምታት፡ ሓደስቲ ምስላታት፡ ከምኡ ድማ ናይ ሓሳብ ትንተናታት ዘጠቓለለት
ሓዳስ መጽሓፍ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ብ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብሪኤል/ሱዚኒኖ/ ናብ ኣንበብቲ ክትበጽሕ ሙዃና
ብሓጎስ ነበስረኩም!
3 years ago | [YT] | 195
View 8 replies
Master Entertainment
መጵሓፍ መመረቅታ
ዕለት 29th October 2022
ስዓት 5፡00PM
ቦታ 3860 Martin Luther King Jr. Way Oakland
MLK Cafe
‘’ሮማን’’
ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሱ ጽሑፋት፡ ግጥምታት፡ ሓደስቲ ምስላታት፡ ከምኡ ድማ ናይ ሓሳብ ትንተናታት ዘጠቓለለት
ሓዳስ መጽሓፍ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ብ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብሪኤል/ሱዚኒኖ/ ናብ ኣንበብቲ ክትበጽሕ ሙዃና
ብሓጎስ ነበስረኩም!
3 years ago (edited) | [YT] | 261
View 12 replies
Master Entertainment
‘ ’ሮማን’’
ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሱ ጽሑፋት፡ ግጥምታት፡ ሓደስቲ ምስላታት፡ ከምኡ ድማ ናይ ሓሳብ ትንተናታት ዘጠቓለለት
ሓዳስ መጽሓፍ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ብ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብሪኤል/ሱዚኒኖ/ ናብ ኣንበብቲ ክትበጽሕ ሙዃና
ብሓጎስ ነበስረኩም!
3 years ago | [YT] | 282
View 5 replies
Master Entertainment
ዘሐጉስ ብስራት ነፍቀርቲ ድራማ እንቋዕ ሓጎሰና እናበልና!
ብምኽንያት ዓወት ኮሜዲ ‘’ሓኔታይ’’ ንጽባሕ ቀዳም 3/26/2022 ሰንበት 3/27/2022 ምስ ጸሓፍን ዲይረክተርን ድራማ ዝኾነ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብሬኤል (ሱዚኒኖ) ከምኡ’ዉን ምስ ኣባላት ናይ’ታ ድራማ ዝተገብረ ዝርርብ ናባኹም ክነብሎ ሙዃና ብሓጎስ ንገልጽ at Master Entertainment ።
3 years ago | [YT] | 1,625
View 24 replies
Master Entertainment
ክቡር ሰላምታና ይብጻሕኩም ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ክቡራት ተከታተልቲ መደብና ።
ተከታታሊት ፊልም እዋን ኣብ master entertainment ክትቀርብ ድሕሪ ምጽናሕ ፡ ናይ መወድኣታ ክፋል ንቀዳም 10/23/2021 ክንፍንወልኩም ምኳንካ ብትሕትና ንሕብር ። ደጊምና ደጋጊምና ሰላምን ፍቅርን ንኩላትና።
ፊልም እዋን ኣብ ማስተር ኢንተርተይመንት::
4 years ago | [YT] | 1,820
View 18 replies
Load more