Master Entertainment
ዘሐጉስ ብስራት ነፍቀርቲ ድራማ እንቋዕ ሓጎሰና እናበልና! ብምኽንያት ዓወት ኮሜዲ ‘’ሓኔታይ’’ ንጽባሕ ቀዳም 3/26/2022 ሰንበት 3/27/2022 ምስ ጸሓፍን ዲይረክተርን ድራማ ዝኾነ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብሬኤል (ሱዚኒኖ) ከምኡ’ዉን ምስ ኣባላት ናይ’ታ ድራማ ዝተገብረ ዝርርብ ናባኹም ክነብሎ ሙዃና ብሓጎስ ንገልጽ at Master Entertainment ።
3 years ago | [YT] | 1,625
Master Entertainment
ዘሐጉስ ብስራት ነፍቀርቲ ድራማ እንቋዕ ሓጎሰና እናበልና!
ብምኽንያት ዓወት ኮሜዲ ‘’ሓኔታይ’’ ንጽባሕ ቀዳም 3/26/2022 ሰንበት 3/27/2022 ምስ ጸሓፍን ዲይረክተርን ድራማ ዝኾነ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብሬኤል (ሱዚኒኖ) ከምኡ’ዉን ምስ ኣባላት ናይ’ታ ድራማ ዝተገብረ ዝርርብ ናባኹም ክነብሎ ሙዃና ብሓጎስ ንገልጽ at Master Entertainment ።
3 years ago | [YT] | 1,625