Master Entertainment
ንዕለት 12th October 2024ስዓት 12፡00AMዘሐጉስ ብስራት ካብ ማስተር ኢንተርተይመንት! ዝኸበርኩም ተኸታተልትና፡ ብመጀመርታ ምዉቕ ሰላምታና ነቕርበልኩም፡፡ ብምቕጻል ብመሰረት ዘቕረብኩምልና ሕቶታት፡ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብርኤል /ሱዚኒኖ/ ን 3 ክፋላት ዝኸይድ ዕላላት፡ ደርፍታት ከምኡ’ዉን መልሲ ስነ ጥበባዊ ሕቶታትን ሒዙ ቀሪብልኩም ከም ዘሎ ብሓጎስ ነበስረኩም። ከም ወትሩ ሃናጺ ርእይተኹም ድማ ንጽበ።
1 year ago | [YT] | 1,943
Master Entertainment
ንዕለት 12th October 2024
ስዓት 12፡00AM
ዘሐጉስ ብስራት ካብ ማስተር ኢንተርተይመንት!
ዝኸበርኩም ተኸታተልትና፡ ብመጀመርታ ምዉቕ ሰላምታና ነቕርበልኩም፡፡ ብምቕጻል ብመሰረት ዘቕረብኩምልና ሕቶታት፡ ስነ
ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብርኤል /ሱዚኒኖ/ ን 3 ክፋላት ዝኸይድ ዕላላት፡ ደርፍታት ከምኡ’ዉን መልሲ ስነ ጥበባዊ ሕቶታትን ሒዙ
ቀሪብልኩም ከም ዘሎ ብሓጎስ ነበስረኩም። ከም ወትሩ ሃናጺ ርእይተኹም ድማ ንጽበ።
1 year ago | [YT] | 1,943