እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም ናብ Semaria channel እንዳ በልኩ ኣብ ሂወትና ወሰንትን መሃርትን ዝኾኑ መደባት ኣብ semaria channel ክንረኽቦም ንኽእል ኢና ! ስለዚ ቤተ ሰብ ኮይና ሓባራዊ ረብሓ ክንረክብ ዝደለናዮ መደባት ክነቅርብ ድልዋት ኢና ! ሰላም ንኩሉ ሕዝቢ ዓለም Semaria channel
ሰማርያ-ቻነል(Semaria-channel)
2 months ago | [YT] | 2
View 0 replies
እንኳዕ ናብ ደብረ ታቦር ብሰላም ኣብቅዓና ንዓመታ ብደሓነ ሰላም የብጽሓና ኣምላኽ !
3 months ago | [YT] | 6
View 1 reply
እቲ ዝህብ ድማ ኣዝዩ ይወሃብ እቲ ኣብ ሰማይ ርስቱ ዘቐምጥ ድማ ንነባሪ ዓለም ዘይኮነ ንነባሪ ዘልኣለማዊ ሂወት ዝኾኖ ክሳዕ ዝኾነ እቲ ብጥንታውነቱን ታሪኹን ስመ ገናና ዝኾነ ገዳም ደብረ ቢዘን ኣቡነ ፊሊጶስ ቦታ ቅዱሳን ስፍራ መናንያን እንሆ ካባና ካብዞም ገንዘብ ሒዝና ንዝሙት ገንዘብ ሒዝና ንመስተ ገንዘብ ሒዝና መሳርሒ ሓጥያት ዝኾና ዉሉደ ኣዳም ወሄዋን ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ እሞ ዘዘለና ናይ ዓለማዊ ቁርስና ነዞም ኣቦታት ክንሕግዝ ብስም ኩሉ ከኣሊ እግዚኣብሄር ብስም ጻድቕ ኣቡነ ፊሊጶስ (ፋድል) ወኣቡነ ዮሃንስ ሎጋሜ ደመና ይምሕጸን !ምስረታ ገዳም ኣቡነ ፊሊጶስ ብ1319 ኮይኑ ክሳዕ ሕጂ ድማ ኣቡነ ማርቆስ፡ሳቡነ ፊሊጶስ፡ ኣቡነ ሲኖዳ፡ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ኣቡነ ኣትናቴዎስ , , , , , ዓበይቲ ጳጳሳት ዘፍርየ ገዳምና ክሳዕ ዝኾነ ኩልና ክንበራበር ሰማርያ ቻነል ሓደራ ትብል ! ሎቱ ስብሃትsemaria channel 19 ጥቅምት 2024
1 year ago | [YT] | 6
ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትኩም ተኸታተልቲ ቻነልና ይኹን እንዳ በልኩ ንናይ በዓል መስቀል ዝገልጽ ትማሊ ዝሰቐልናዮ video ብሰንኪ copyright ኣሊናዮ ኣለና ሎሚ ምሸት ግን ብፍልይ ዝበለ መደብ ሰሪሕና ክነቅርብ ምዃና ምስ ናይ ይቕሬታ ክንሕብር ንፈቱ ! ሎቱ ስብሃት ! Semaria - channel
1 year ago | [YT] | 15
ኣቡነ ኤዎስ ጣቴዎስ ዕረፍቶምን ኣብታ ግንባ ልዑል ዝተሰምየት ደብረ ጽጌ ክበዓል ዝኣዘዙሉ ምኽንያት !ሓረግ ቅድስና ካብ ሃገርና ኤርትራ ክሳዕ ኣበይ ?ዕቤቶምን ቅድስናኦምን ዝመስከረሎምን መን'ዩ ?ዝብል ሓፈሻዊ 18 መስከረም ብስፍሕ ዝበለ ኣብዛ ቻነልና ክንዝርግሖ ስለ ዝኾና ኩልና ብኩሉ በረከት ክንረክብ ታሪኻውነትን ኣገዳስነትን ገዳማትና ክንፈልጥ ኣብዛ ቻነል ቤተ ሰብ ክንከዉን ብኽብሪ ንዕድም ! Semaria -Channel ርሑስ በዓል ቅዱስ መስቀል ይግበረልና ! 27/09/2024
1 year ago | [YT] | 11
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን ! ክርስቶስ ተንስኣ እሙታን በዓብይ ወሃይል ወስልጣን ኣሰሮ ለሰይጣን ኣጋእዞ ለኣዳም ሰላም እምዘየሰየ ኮነ ፍስሓ ወሰላም !! ንድነ ሓይሊ ስልጣነ ሞት ብሓቂ ስዒሩ ነቲ ናይ ኩነኔ ዘመን ኣስጊሩ ነቲ ብዝገብሮ ሓጥያት ግዙእ ሰይጣን ዝነበረ ኮይኑ ዝነብዕ ዝቋዝም ዝነበረ ኣቦ ኩልና ኣዳም ወሄዋን ንሓዋሩ ትንሳኤ ድሕነት ዝኣወጀ ሄር እግዚኣብሄር ምስጋና ይኹኖ !ኣሜን !! ከም ፍቓድ ህያው እግዚኣብሄር ኣምላኽና ብጸሎተ ወላዲተ ኣምላኽ ወላዲተ መድሃኔ ቃለ ዝኾነት በክልዔ ቅድስት ድንግል ማርያም (ንመን ኢና'ኸ ንሰግድ) ዝብል ትምህርቲ ሒዝና ንመጽእ ኣሎና ከም ፍቓድ ኣምላክ ኩልና ክንሰምዖ እቲ ዝስገድ , ክንደይ , መዓስ , ብኸመይ , , , , ! ዝብሉ ካብ መጽሓፍ ድሕነት ዝኮነ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቕሲ ኣሰኒና ክንዝርግሖ ኢና እሞ ኩሉ ሰብ ሰሚዑ ነቲ ዕዮ ስጋዳን ተረዲኡ ንድሕነቱን ንድሕነት ዉሉዱን ብዝግባእ ከተግብሮ ሓደራ ንብል !እሙን ቅዱስ ስሉስ ሓያል ዝኾነ እየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽናብኽልተ ወገን ቅድስት ድንግል ዝኾነት እመ ብርሃንብትግሃት ንቁሓት መላእክቲ ሰማያት ብደሞም ስሙ ዝጸሓፉ ቅዱሳን ሰማእታትንስለ ጽድቂ ሕሰም ዝመረጹ መናንያን ኣቦታትበታ ናይ ድሕነት ዕለተ ቀዳመይቲ ሰንበተ ክርስትያንንስለ ኹሉ ውዕለታቱ ክምሕረና ክዕረቀና ሰናይ ፍቓዱ ይኹን ሎቱ ስብሃት ወለ ቅድስት እሙ ወለቅድስት መስቀሉ ! ኣሜን !!!
1 year ago | [YT] | 3
እየሩሳሌም ከመይ ኣላ ደሃይ እየሩሳሌም ግበሩ !(ኣባ ቶማስ)ግዜ ወዲ ሰብ ኣብ ዝቐርበሉ ሰዓት እታ ናይ ጸልማት ሰዓት ምስ ቀረበት ኩሉ እቲ ፈተናታት ክብርትዕ ነታ ጎይታ ዝተወልደላ ዝዓበየላ ተሰቒሉ ዝሞተላ ዝተንስኣላ ቅድስት ዓዲ ንጉስ ዳዊት ረመጽ እሳት ኣብ ከባቢኣ ክድፋእ ስቓይ ክብርትዕ ደም ንጹሓት ክፈስስ ድማ እዩ ግን እቲ ካብ ኢድ ፎርኦናት ዘውጽኣና እግዚኣብሔር የህዋ ከቶ ኣይክገድፋን እዩ እዚ ቃል ታሪኽ ዘይኮነ እቲ ሓቂ እዩ ! ኣብርሃም ይስሓቅ ያዕቆብ ዝተሰምዩ ቅዱሳን ኣበው እስራኤል ዝተሰምዩ ! ስለዚ ዓወት እስራኤል ታሪኻውን ኣንጸባራቕን እሞ ድማ ብኢድ ፈጣሪ ምዃኑ ዘይተርፍ ምዃኑ ኣቦታትና ይምህሩማ! ዓለም ካብ ኩነኔ ካብ ናይ ጥፍኣት ዕለት ሰዓት ብምህረቱ ይሰውረና ሃሌ ሉያ! ኣሜን Semaria channel
2 years ago | [YT] | 5
እንኳዕ ናብ ደብረ ታቦት ምግላጽ መለኮቱ ብሰላም ኣብቅዓና እንዳ በልና በዓልና ናይ ደስታ ናይ ሓጎስ ክገብረልና ሰናይ ፍቃዱ ይኹን !ወንጌል ማቴዎስ ብሰፊሑ ኣሎና !ሰማርያ -ቻነል
2 years ago | [YT] | 11
ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩልኹም ተከታተልቲ ሰማርያ ቻነል ዝኾኑም ስድራቤት ናይዛ ቻነል : ሰላም ኣምላኽናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ምስ ወላዲቱ ቅድስት ድንግል ምስ ኩልኩም ኣሕዋት ይኹን እንዳ በልኩ ተከታታሊ ታሪኽ ካታካንቦ ክንከታተል ጸኒሕናን ኣሎናን ኮይኑ ግን ብሰንኪ ናይ ቴክኒክ ጸገም ንሎሚ ክንዝርግሓ ብዘይምክኣልና ይቅሬታ ንሓትት ! ስለቲ ኩሉ ትገብሩልና ምትሕብባር ምስጋናና ወሰን የብሉን ! በረከት ናይ ቅዱስ ኡራኤል ቸርነት ምስ ኩልና ይኹን !ሰማርያ - ቻነል28/07/2023
2 years ago | [YT] | 7
ብመዳይ ክርስትያናዊ ዓለም እቲ ብዙሕ ምስጢራት ኣዱሳን ኣዕጽምቲ ሰኒዱ ዘሎ እወ እቲ ሓቀኛ ቦታ እምነት ክርስትና ዝኾነ ካታካቦ ታሪኻዊ ምስጢሩን ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ Semaria channel ክቀርበልኩም እዩ (subscribe,like ,comment ,share) ብምግባር ሓገዛቶም ይግለጹልና !
2 years ago | [YT] | 10
Load more
ሰማርያ-ቻነል(Semaria-channel)
2 months ago | [YT] | 2
View 0 replies
ሰማርያ-ቻነል(Semaria-channel)
እንኳዕ ናብ ደብረ ታቦር ብሰላም ኣብቅዓና ንዓመታ ብደሓነ ሰላም የብጽሓና ኣምላኽ !
3 months ago | [YT] | 6
View 1 reply
ሰማርያ-ቻነል(Semaria-channel)
እቲ ዝህብ ድማ ኣዝዩ ይወሃብ እቲ ኣብ ሰማይ ርስቱ ዘቐምጥ ድማ ንነባሪ ዓለም ዘይኮነ ንነባሪ ዘልኣለማዊ ሂወት ዝኾኖ ክሳዕ ዝኾነ እቲ ብጥንታውነቱን ታሪኹን ስመ ገናና ዝኾነ ገዳም ደብረ ቢዘን ኣቡነ ፊሊጶስ ቦታ ቅዱሳን ስፍራ መናንያን እንሆ ካባና ካብዞም ገንዘብ ሒዝና ንዝሙት ገንዘብ ሒዝና ንመስተ ገንዘብ ሒዝና መሳርሒ ሓጥያት ዝኾና ዉሉደ ኣዳም ወሄዋን ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ እሞ ዘዘለና ናይ ዓለማዊ ቁርስና ነዞም ኣቦታት ክንሕግዝ ብስም ኩሉ ከኣሊ እግዚኣብሄር ብስም ጻድቕ ኣቡነ ፊሊጶስ (ፋድል) ወኣቡነ ዮሃንስ ሎጋሜ ደመና ይምሕጸን !
ምስረታ ገዳም ኣቡነ ፊሊጶስ ብ1319 ኮይኑ ክሳዕ ሕጂ ድማ ኣቡነ ማርቆስ፡ሳቡነ ፊሊጶስ፡ ኣቡነ ሲኖዳ፡ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ኣቡነ ኣትናቴዎስ , , , , , ዓበይቲ ጳጳሳት ዘፍርየ ገዳምና ክሳዕ ዝኾነ ኩልና ክንበራበር ሰማርያ ቻነል ሓደራ ትብል !
ሎቱ ስብሃት
semaria channel
19 ጥቅምት 2024
1 year ago | [YT] | 6
View 0 replies
ሰማርያ-ቻነል(Semaria-channel)
ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትኩም ተኸታተልቲ ቻነልና ይኹን እንዳ በልኩ ንናይ በዓል መስቀል ዝገልጽ ትማሊ ዝሰቐልናዮ video ብሰንኪ copyright ኣሊናዮ ኣለና ሎሚ ምሸት ግን ብፍልይ ዝበለ መደብ ሰሪሕና ክነቅርብ ምዃና ምስ ናይ ይቕሬታ ክንሕብር ንፈቱ ! ሎቱ ስብሃት !
Semaria - channel
1 year ago | [YT] | 15
View 0 replies
ሰማርያ-ቻነል(Semaria-channel)
ኣቡነ ኤዎስ ጣቴዎስ ዕረፍቶምን ኣብታ ግንባ ልዑል ዝተሰምየት ደብረ ጽጌ ክበዓል ዝኣዘዙሉ ምኽንያት !
ሓረግ ቅድስና ካብ ሃገርና ኤርትራ ክሳዕ ኣበይ ?
ዕቤቶምን ቅድስናኦምን ዝመስከረሎምን መን'ዩ ?
ዝብል ሓፈሻዊ 18 መስከረም ብስፍሕ ዝበለ ኣብዛ ቻነልና ክንዝርግሖ ስለ ዝኾና ኩልና ብኩሉ በረከት ክንረክብ ታሪኻውነትን ኣገዳስነትን ገዳማትና ክንፈልጥ ኣብዛ ቻነል ቤተ ሰብ ክንከዉን ብኽብሪ ንዕድም !
Semaria -Channel
ርሑስ በዓል ቅዱስ መስቀል ይግበረልና !
27/09/2024
1 year ago | [YT] | 11
View 0 replies
ሰማርያ-ቻነል(Semaria-channel)
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን ! ክርስቶስ ተንስኣ እሙታን በዓብይ ወሃይል ወስልጣን ኣሰሮ ለሰይጣን ኣጋእዞ ለኣዳም ሰላም እምዘየሰየ ኮነ ፍስሓ ወሰላም !! ንድነ ሓይሊ ስልጣነ ሞት ብሓቂ ስዒሩ ነቲ ናይ ኩነኔ ዘመን ኣስጊሩ ነቲ ብዝገብሮ ሓጥያት ግዙእ ሰይጣን ዝነበረ ኮይኑ ዝነብዕ ዝቋዝም ዝነበረ ኣቦ ኩልና ኣዳም ወሄዋን ንሓዋሩ ትንሳኤ ድሕነት ዝኣወጀ ሄር እግዚኣብሄር ምስጋና ይኹኖ !ኣሜን !! ከም ፍቓድ ህያው እግዚኣብሄር ኣምላኽና ብጸሎተ ወላዲተ ኣምላኽ ወላዲተ መድሃኔ ቃለ ዝኾነት በክልዔ ቅድስት ድንግል ማርያም (ንመን ኢና'ኸ ንሰግድ) ዝብል ትምህርቲ ሒዝና ንመጽእ ኣሎና ከም ፍቓድ ኣምላክ ኩልና ክንሰምዖ እቲ ዝስገድ , ክንደይ , መዓስ , ብኸመይ , , , , ! ዝብሉ ካብ መጽሓፍ ድሕነት ዝኮነ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቕሲ ኣሰኒና ክንዝርግሖ ኢና እሞ ኩሉ ሰብ ሰሚዑ ነቲ ዕዮ ስጋዳን ተረዲኡ ንድሕነቱን ንድሕነት ዉሉዱን ብዝግባእ ከተግብሮ ሓደራ ንብል !
እሙን ቅዱስ ስሉስ ሓያል ዝኾነ እየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽና
ብኽልተ ወገን ቅድስት ድንግል ዝኾነት እመ ብርሃን
ብትግሃት ንቁሓት መላእክቲ ሰማያት
ብደሞም ስሙ ዝጸሓፉ ቅዱሳን ሰማእታት
ንስለ ጽድቂ ሕሰም ዝመረጹ መናንያን ኣቦታት
በታ ናይ ድሕነት ዕለተ ቀዳመይቲ ሰንበተ ክርስትያን
ንስለ ኹሉ ውዕለታቱ ክምሕረና ክዕረቀና ሰናይ ፍቓዱ ይኹን ሎቱ ስብሃት ወለ ቅድስት እሙ ወለቅድስት መስቀሉ !
ኣሜን !!!
1 year ago | [YT] | 3
View 0 replies
ሰማርያ-ቻነል(Semaria-channel)
እየሩሳሌም ከመይ ኣላ ደሃይ እየሩሳሌም ግበሩ !(ኣባ ቶማስ)
ግዜ ወዲ ሰብ ኣብ ዝቐርበሉ ሰዓት እታ ናይ ጸልማት ሰዓት ምስ ቀረበት ኩሉ እቲ ፈተናታት ክብርትዕ ነታ ጎይታ ዝተወልደላ ዝዓበየላ ተሰቒሉ ዝሞተላ ዝተንስኣላ ቅድስት ዓዲ ንጉስ ዳዊት ረመጽ እሳት ኣብ ከባቢኣ ክድፋእ ስቓይ ክብርትዕ ደም ንጹሓት ክፈስስ ድማ እዩ ግን እቲ ካብ ኢድ ፎርኦናት ዘውጽኣና እግዚኣብሔር የህዋ ከቶ ኣይክገድፋን እዩ እዚ ቃል ታሪኽ ዘይኮነ እቲ ሓቂ እዩ ! ኣብርሃም ይስሓቅ ያዕቆብ ዝተሰምዩ ቅዱሳን ኣበው እስራኤል ዝተሰምዩ ! ስለዚ ዓወት እስራኤል ታሪኻውን ኣንጸባራቕን እሞ ድማ ብኢድ ፈጣሪ ምዃኑ ዘይተርፍ ምዃኑ ኣቦታትና ይምህሩማ! ዓለም ካብ ኩነኔ ካብ ናይ ጥፍኣት ዕለት ሰዓት ብምህረቱ ይሰውረና ሃሌ ሉያ! ኣሜን
Semaria channel
2 years ago | [YT] | 5
View 0 replies
ሰማርያ-ቻነል(Semaria-channel)
እንኳዕ ናብ ደብረ ታቦት ምግላጽ መለኮቱ ብሰላም ኣብቅዓና እንዳ በልና በዓልና ናይ ደስታ ናይ ሓጎስ ክገብረልና ሰናይ ፍቃዱ ይኹን !ወንጌል ማቴዎስ ብሰፊሑ ኣሎና !
ሰማርያ -ቻነል
2 years ago | [YT] | 11
View 1 reply
ሰማርያ-ቻነል(Semaria-channel)
ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩልኹም ተከታተልቲ ሰማርያ ቻነል ዝኾኑም ስድራቤት ናይዛ ቻነል : ሰላም ኣምላኽናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ምስ ወላዲቱ ቅድስት ድንግል ምስ ኩልኩም ኣሕዋት ይኹን እንዳ በልኩ ተከታታሊ ታሪኽ ካታካንቦ ክንከታተል ጸኒሕናን ኣሎናን ኮይኑ ግን ብሰንኪ ናይ ቴክኒክ ጸገም ንሎሚ ክንዝርግሓ ብዘይምክኣልና ይቅሬታ ንሓትት ! ስለቲ ኩሉ ትገብሩልና ምትሕብባር ምስጋናና ወሰን የብሉን ! በረከት ናይ ቅዱስ ኡራኤል ቸርነት ምስ ኩልና ይኹን !
ሰማርያ - ቻነል
28/07/2023
2 years ago | [YT] | 7
View 0 replies
ሰማርያ-ቻነል(Semaria-channel)
ብመዳይ ክርስትያናዊ ዓለም እቲ ብዙሕ ምስጢራት ኣዱሳን ኣዕጽምቲ ሰኒዱ ዘሎ እወ እቲ ሓቀኛ ቦታ እምነት ክርስትና ዝኾነ ካታካቦ ታሪኻዊ ምስጢሩን ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ Semaria channel ክቀርበልኩም እዩ (subscribe,like ,comment ,share) ብምግባር ሓገዛቶም ይግለጹልና !
2 years ago | [YT] | 10
View 1 reply
Load more