ሰማርያ-ቻነል(Semaria-channel)

እየሩሳሌም ከመይ ኣላ ደሃይ እየሩሳሌም ግበሩ !(ኣባ ቶማስ)
ግዜ ወዲ ሰብ ኣብ ዝቐርበሉ ሰዓት እታ ናይ ጸልማት ሰዓት ምስ ቀረበት ኩሉ እቲ ፈተናታት ክብርትዕ ነታ ጎይታ ዝተወልደላ ዝዓበየላ ተሰቒሉ ዝሞተላ ዝተንስኣላ ቅድስት ዓዲ ንጉስ ዳዊት ረመጽ እሳት ኣብ ከባቢኣ ክድፋእ ስቓይ ክብርትዕ ደም ንጹሓት ክፈስስ ድማ እዩ ግን እቲ ካብ ኢድ ፎርኦናት ዘውጽኣና እግዚኣብሔር የህዋ ከቶ ኣይክገድፋን እዩ እዚ ቃል ታሪኽ ዘይኮነ እቲ ሓቂ እዩ ! ኣብርሃም ይስሓቅ ያዕቆብ ዝተሰምዩ ቅዱሳን ኣበው እስራኤል ዝተሰምዩ ! ስለዚ ዓወት እስራኤል ታሪኻውን ኣንጸባራቕን እሞ ድማ ብኢድ ፈጣሪ ምዃኑ ዘይተርፍ ምዃኑ ኣቦታትና ይምህሩማ! ዓለም ካብ ኩነኔ ካብ ናይ ጥፍኣት ዕለት ሰዓት ብምህረቱ ይሰውረና ሃሌ ሉያ! ኣሜን
Semaria channel

2 years ago | [YT] | 5