ሰማርያ-ቻነል(Semaria-channel)

እቲ ዝህብ ድማ ኣዝዩ ይወሃብ እቲ ኣብ ሰማይ ርስቱ ዘቐምጥ ድማ ንነባሪ ዓለም ዘይኮነ ንነባሪ ዘልኣለማዊ ሂወት ዝኾኖ ክሳዕ ዝኾነ እቲ ብጥንታውነቱን ታሪኹን ስመ ገናና ዝኾነ ገዳም ደብረ ቢዘን ኣቡነ ፊሊጶስ ቦታ ቅዱሳን ስፍራ መናንያን እንሆ ካባና ካብዞም ገንዘብ ሒዝና ንዝሙት ገንዘብ ሒዝና ንመስተ ገንዘብ ሒዝና መሳርሒ ሓጥያት ዝኾና ዉሉደ ኣዳም ወሄዋን ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ እሞ ዘዘለና ናይ ዓለማዊ ቁርስና ነዞም ኣቦታት ክንሕግዝ ብስም ኩሉ ከኣሊ እግዚኣብሄር ብስም ጻድቕ ኣቡነ ፊሊጶስ (ፋድል) ወኣቡነ ዮሃንስ ሎጋሜ ደመና ይምሕጸን !
ምስረታ ገዳም ኣቡነ ፊሊጶስ ብ1319 ኮይኑ ክሳዕ ሕጂ ድማ ኣቡነ ማርቆስ፡ሳቡነ ፊሊጶስ፡ ኣቡነ ሲኖዳ፡ ኣቡነ መቃርዮስ፡ ኣቡነ ኣትናቴዎስ , , , , , ዓበይቲ ጳጳሳት ዘፍርየ ገዳምና ክሳዕ ዝኾነ ኩልና ክንበራበር ሰማርያ ቻነል ሓደራ ትብል !
ሎቱ ስብሃት

semaria channel
19 ጥቅምት 2024

1 year ago | [YT] | 6