HTMO MEDIA (ሕትሞ ሜድያ)

ሰላም ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ኣድነቅቲ ስነ ጥበብ ኣብ ዘለክሞ ሰላምን ጥዕናንን እንዳ ተመነኩ ኣብዛ ሓዳሽ ቻነለይ ኣቲኩም ላይክ ሸር ሳብስክራይብ ብምግባር እዛ ቻነል ዓብያ ብሉጽ መደባት ሒዘ ንክመጻእ ናትኩም ሙሉእ ሞራልን ምትብባዕን የድለኒ ኣሎ እሞ ምትሕብባርኩም ኣይፈለየኒ ንእትገብሩለይ ሓገዝን ሞራልን ኣቀዲመ የመስግን ክብረት ይሃበለይ