እዚ መንፈሳዊ ቻናል ናይ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ዶግማ፤ቀኖና፤ትውፊት ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ ናይ ትግርኛ ስብከትን ትምህርትን መዝሙራትን ዝመሐላለፈሉ ቻናል እዩ።ወላዲተ አምላክ Theotokos
ወላዲተ አምላክ Theotokos
ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ካብ ክፉእ ነገር ይሰውረና🙏
11 hours ago | [YT] | 543
View 17 replies
✍ እንቋዕ ንዋልድባ ፀሐይ ፤ ንብጹዕ አቡነ ሳሙኤልዓመታዊ በዓለ ዕረፍት ብሰላም አብፀሐና።"ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።" መ.ዳዊት 116:15✍ መንበረ ጸባኦት ዝአጠኑ፤ ካብ ምድሪ 12 ክንዲ ልዕል ኢሎም ዝፀለዩ፤ ንነፅሮተ ሥሉስ ቅዱስ ዝበቅዑ ፤ እቲ ማይ ባሪኮም ህብስት ዝገበሩ፤አንበሳ ብፀሎቶም ዘገረሙ፤ምድርና ከም መሶብ ሒዞም ንክትባረኽ ዝገበሩ፤በዓል እምኒ አስኬማ አቡነ ሳሙኤል ዘዋሊ ካብ ስጋዊ ድካም አዕሪፎም ዝደቀስሉ እምርት ዕለት ታህሳስ 12 እዩ።✍ ናይ አቦና ቅዱስ አቡነ ሳሙኤል በረከት፤ረድኤት፤አማላዲነት፤ቃልኪዳን ምስ ኩላትና ይኩን🙏🙏🙏አሜን
21 hours ago | [YT] | 447
View 6 replies
አዴና ቅድስት ሐና ናብ ገዛና ትእተው🙏
2 days ago (edited) | [YT] | 957
View 24 replies
ካብ ጻዲቁ ኣቦና አቡነ እስትንፋሰ ክርስቶስ በረከት ረዲኤት ያሳትፈና።
3 days ago | [YT] | 1,036
አቡነ ኪሮስ ኣቦና ይባርኩና🙏
4 days ago | [YT] | 879
View 21 replies
ቅድስት ሥላሴ ናብራና ይባርኩልና🙏
5 days ago | [YT] | 1,013
ቅድስት አርሴማ ብበረከት ትጎብኒና
6 days ago | [YT] | 785
View 15 replies
ጻዲቁ አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ መዓልትና ይባርኹልና። ኣሜን
1 week ago (edited) | [YT] | 918
View 25 replies
እንኳዕ ንበዓታ ለማርያም ዓመታዊ ክብረ በዓል ብሰላም ኣብፀሓኩም።በዓታ ማርያም ኣዴና ፅቡቅ ነገር ተስመዐና!!!
1 week ago | [YT] | 1,033
ኣደይ ልደታ ማርያም ናብራና ትባርኸልና🙏
1 week ago (edited) | [YT] | 1,151
View 28 replies
Load more
ወላዲተ አምላክ Theotokos
ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ካብ ክፉእ ነገር ይሰውረና🙏
11 hours ago | [YT] | 543
View 17 replies
ወላዲተ አምላክ Theotokos
✍ እንቋዕ ንዋልድባ ፀሐይ ፤ ንብጹዕ አቡነ ሳሙኤል
ዓመታዊ በዓለ ዕረፍት ብሰላም አብፀሐና።
"ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።"
መ.ዳዊት 116:15
✍ መንበረ ጸባኦት ዝአጠኑ፤ ካብ ምድሪ 12 ክንዲ ልዕል ኢሎም ዝፀለዩ፤ ንነፅሮተ ሥሉስ ቅዱስ ዝበቅዑ ፤ እቲ ማይ ባሪኮም ህብስት ዝገበሩ፤አንበሳ ብፀሎቶም ዘገረሙ፤ምድርና ከም መሶብ ሒዞም ንክትባረኽ ዝገበሩ፤በዓል እምኒ አስኬማ አቡነ ሳሙኤል ዘዋሊ ካብ ስጋዊ ድካም አዕሪፎም ዝደቀስሉ እምርት ዕለት ታህሳስ 12 እዩ።
✍ ናይ አቦና ቅዱስ አቡነ ሳሙኤል
በረከት፤ረድኤት፤አማላዲነት፤ቃልኪዳን ምስ ኩላትና ይኩን🙏🙏🙏አሜን
21 hours ago | [YT] | 447
View 6 replies
ወላዲተ አምላክ Theotokos
አዴና ቅድስት ሐና ናብ ገዛና ትእተው🙏
2 days ago (edited) | [YT] | 957
View 24 replies
ወላዲተ አምላክ Theotokos
ካብ ጻዲቁ ኣቦና አቡነ እስትንፋሰ ክርስቶስ በረከት ረዲኤት ያሳትፈና።
3 days ago | [YT] | 1,036
View 17 replies
ወላዲተ አምላክ Theotokos
አቡነ ኪሮስ ኣቦና ይባርኩና🙏
4 days ago | [YT] | 879
View 21 replies
ወላዲተ አምላክ Theotokos
ቅድስት ሥላሴ ናብራና ይባርኩልና🙏
5 days ago | [YT] | 1,013
View 24 replies
ወላዲተ አምላክ Theotokos
ቅድስት አርሴማ ብበረከት ትጎብኒና
6 days ago | [YT] | 785
View 15 replies
ወላዲተ አምላክ Theotokos
ጻዲቁ አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ መዓልትና ይባርኹልና። ኣሜን
1 week ago (edited) | [YT] | 918
View 25 replies
ወላዲተ አምላክ Theotokos
እንኳዕ ንበዓታ ለማርያም ዓመታዊ ክብረ በዓል ብሰላም ኣብፀሓኩም።
በዓታ ማርያም ኣዴና ፅቡቅ ነገር ተስመዐና!!!
1 week ago | [YT] | 1,033
View 21 replies
ወላዲተ አምላክ Theotokos
ኣደይ ልደታ ማርያም ናብራና ትባርኸልና🙏
1 week ago (edited) | [YT] | 1,151
View 28 replies
Load more