ወላዲተ አምላክ Theotokos

✍ እንቋዕ ንዋልድባ ፀሐይ ፤ ንብጹዕ አቡነ ሳሙኤል
ዓመታዊ በዓለ ዕረፍት ብሰላም አብፀሐና።
"ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።"
                                                መ.ዳዊት 116:15
✍ መንበረ ጸባኦት ዝአጠኑ፤ ካብ ምድሪ 12 ክንዲ ልዕል ኢሎም ዝፀለዩ፤ ንነፅሮተ ሥሉስ ቅዱስ ዝበቅዑ ፤ እቲ ማይ ባሪኮም ህብስት ዝገበሩ፤አንበሳ ብፀሎቶም ዘገረሙ፤ምድርና ከም መሶብ ሒዞም ንክትባረኽ ዝገበሩ፤በዓል እምኒ አስኬማ አቡነ ሳሙኤል ዘዋሊ ካብ ስጋዊ ድካም አዕሪፎም ዝደቀስሉ እምርት ዕለት ታህሳስ 12 እዩ።
✍ ናይ አቦና ቅዱስ አቡነ ሳሙኤል
በረከት፤ረድኤት፤አማላዲነት፤ቃልኪዳን ምስ ኩላትና ይኩን🙏🙏🙏አሜን

23 hours ago | [YT] | 470