የኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ትምህርት፣መዝሙር ፣ስነ ፅሑፍ የቅዱሳን ታርኽ የሚቀርብበት ቻናል ነውና በቅንነት (ሳብስክራፕ አድርጉኝ )ደሞ እወዳችለሁ ።
የደማስቆ ምርኾኛ የክርስቶስ ባርያ Tube
እንኳን አደረሳችሁ ለጸመ ጽጌ
2 months ago | [YT] | 8
View 0 replies
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!!እንኳዕ ን2018 ዓ/ም ብሰላም ኣብፀሓኹም ኣብፅሐና እንኳን ለ2018 ዓ/ም በሰላም አድርጋችሁ አደርሰን እግዚአብሔር አምላክ ዘመኑ የሰላም የፍቅር የንስሐ የኃድነት የብልፅግና የልግልን ስለማይነገር ስጦታው እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (፫)መልካም አድስ ዓመት 🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼#ሓድሽ #ዓመት #ብቅዱስ #ዮሕንስ #አፈወርቅ🌼🌼🌼🌼ንእግዚኣብሔር ኢልካ ሰብ ምውቃስ ‘ውን ኣሎ፡ ካባኻትኩም፡- “ከመይ ማለት እዩ? ርግጽ እዩ ብዙሕ ግዜ ንሠራሕተኛታትና ንወቅስ ኢና። ንክብሪ እግዚኣብሔር ኢልካ ምውቃስ ግን ከመይ ዚበለ እዩ?” ዚብል ሰብ ኪህሉ ይኽእል እዩ። እወ! ዚሰክር ወይ ዚሰርቕ ሠራሕተኛ ወይ ብጻይ ምስ እንርኢ። ወይ ሓደ ካብ ኣዝማድና ናብ ትርኢት ወይ ንነፍሱ ዋላ ሓንቲ ጥቕሚ ናብ ዘይረኽበሉ ቦታታት ክጎዪ፡ ናይ ሓሶት ምስክርነት ክህብ፡ ወይ ክሕሱ ወይ ክቑጣዕ እናረኣናዮ ሕቖና እንተሂብናዮን እንተገሢፅናዮን፡ ወቐሳና ንኽብሪ እግዚኣብሔር ዝተገበረ እዩ ይበሃል። ብተወሳኺ ‘ውን ሓደ ሰብ እንተበደለና እሞ ንሱ ባዕሉ ብዘምጽኦ ጥፍኣት ብኣና እንተኣመኻነየ፡ ምእንቲ እግዚኣብሔር ኢልና ይቕረ ክንብል ይግባእ። ብዙሓት ግን ንኣዕሩኽትናን ንሠራሕተኛታትናን እንገብሮም ብኣንጻሩ እዩ። ኣዕሩኽትና ወይ ሠራሕተኛታትና እንተ በዲሎምና ንበሳጮ ይቕሬታ ዘይብሎ ፍርዲ ድማ ንፈርዶም። ንሕና ንርእስና ንእግዚኣብሔር ኪንጸርፎን ከነጽርፎን ከለና ወይ ነፍስና ኪንጎድእ ከለና ግን ከም በድል ኣይንቖጽሮን ኢና። እዚ ግና ኣብ’ዚ ሓድሽ ዓመት ከነስተኻኽሎ ዚግበኣና ነገር እዩ። መዓልቲ መዓልቲ ኪንለማመዶ ‘ውን ይግበኣና። ንዝበደሉና ሰባት ፈተውቲና ኪንገብሮም ከ ይግባእ ዶ? እወ! ንክብሪ እግዚኣብሔር ኢልና ንዝበደሉና ሰባት ፈተውትና ኪንገብሮም ይግባእ። ንክብሪ እግዚኣብሔር ኢልካ ሰብ ጸላኢ ምግባር ከ? እወ! እዚ ‘ውን ይከኣል እዩ። ንምዃኑ ንኽብሪ እግዚኣብሔር ኢልካ ንሰብ ፈታውን ጸላእን ምግባር ማለት እንታይ ማለት እዩ? ሰብ ፈታዊ ምግባር ኪበሃል ከሎ ነቲ ሰብ ካብ ገንዘብና መኣድና ከም ዝካፈል ኣባና ከም ዝድገፍ ምግባር ማለት ኣይኮነን። ንሓደ ሰብ ሓቀኛታት ፈተውቲ ኴንናዮ ወይ ሓቀኛ ፈታዊ ጌርናዮ፡ ዚበሃል ነፍሱ ንኸይጉዳእ ምስ ንግሥፆን ምስ ንመኽሮን፡ እንተበደለ (ብምብዳሉ ዚጉዳእ ንሱ ባዕሉ ስለ ዝኾነ) ከም ጸላኢ ዘይኮነ ከም ፈታዊ ቅርብ ኢልና እቲ ዘርብሖ እንተነገርናዮ፡ ካብ’ቲ ዚወደቐሉ ናይ ኃጢአት ዓዘቕቲ ምስ ነልዕሎ፡ ነዚ ድማ ኹልሻዕ ብጸሎት ብጾም ብስግደት ምጽዋት ብስሙ ብምሃብ ምስ ንሕግዞን ናብ እግዚኣብሔር ከም ዚቐርብ ምስ ንገብሮን እዩ። ንኽብሪ እግዚኣብሔር ኢልካ ንሰብ ጸላኢ ምግባር ‘ውን ይፍቀድ እዩ። ነዚ ተግባር እዚ ቅድሚ ሕጂ ዘይገበርናዮ እንተኔርና፡ ካብ ሕጂ ጀሚርና ካብ’ዚ ሓድሽ ዓመት ኪንጅምር ንኽእል ኢና፤ ንኽብሪ እግዚኣብሔር ኪንብል ንሰብ ጸላኢ ምግባር። ንኣብነት ሓደ ክፍኣት ዚተመልአ ሰብ፡ ኵሉ ዘረባኡ (ትምህርቱ) ብመርዚ ናይ ምንፍቕና ዚተለወሰ፡ ኹልሻዕ ንነፍስና ዚጎድኣን ዚህውኻን ሰብ ምስ ዝህሉ፡ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ “ሓንቲ ዓይንኻ ምስ እተሰናኽለካ ካባኻ ኣውጺእካ ደርብያ” ከም ዝበሎ (ማቴ 5፡29) ነዞም ሰባት እዚኣቶም ምርሓቕን ጸላኢ ምግባርን ይፍቀድ እዩ። ዋላ ሓደ እኳ ከም የማነይቲ ዓይኒና እንርእዮም ፈተውትና ኣዕሩኽትና እንተኾኑ ንነፍስና ዝጎድኡ ምስ ዝኾኑ ካባና ከነርሕቖም ይግባእ። ምዝራብናን ስቕ ምባልናን ’ውን ንኽብሪ እግዚኣብሔር ኪንገብሮ ይግባእ። ንኽብሪ እግዚኣብሔር ኢልካ ምዝራብ ማለት ከ እንታይ ማለት እዩ? ንኣብነት ምስ ሓደ ዓርክና ኮፍ ኢልና ኪንጻወት ከለና፡ “መን ናብ ሥልጣን ደይቡ? መን ከ ወሪዱ? መን ሓሊፉ? መን እንታይ ክብሪ ረኺቡ? እናበልና ካብ ንጻወት፡ ብዛዕባ ነገረ ሃይማኖት ብዛዕባ ገሃነመ እሳት፡ ብዛዕባ መንግሥተ ሰማያት እንተድኣ አዕሊልና ዕላልና ጥቕሚ ይህልዎ። ንነፍስና ብዘይጠቕማ ነገር ስለ ዘየጨነቕናያ። እዚ ከምዚ ዓይነት ሕብረት እንተዘይገዲፍናዮ እኳ ኣይጎድኣናን እዩ። እዚ ኵሉ ምግባርና ድማ ኣብ’ታ መወዳእታ ዕለት ዓቢ ጥቕሚ ይህበና። ስለ’ዚ ንነፍስና ዋላ ሓንቲ ጥቕሚ ኣብ ዘይብሉ ኣኼባታትን ኮፍ ምባልን ምዝራብን ንዓና ጉድኣት እምበር ጥቕሚ የብሉን። ነዚ ናይ ከም’ዚ ዓይነት ኣኼባ መንፈስ ለዊጥካ ብዛዕባ ነገረ እግዚኣብሔር ምዕላል ንኽብሪ እግዚኣብሔር ጌርናዮ ይበሃል። ስቕታና ‘ውን ንኽብሪ እግዚኣብሔር ኪኸውን ይግብኦ። ዋላ ሓንቲ ከይበደልናዮ ክፉእ ንዚገብረና ሰብ፡ ከይወቐስናዮን ከየጕረምረምናሉን ብትዕግሥቲ ስቕ ምስ ንብል፡ ስቕታና ንኽብሪ እግዚኣብሔር ዚተገበረ እዩ ይበሃል። ኣርምሞ ማለት ግን ብዘረባ ዘይተዘረበ ኃጢኣት ኣብ ልቢ ምቕማጥ ማለት ኣይኮነን።ምምሥጋንን ምግሣፅን ኣብ ገዛ ምዃንን ዘይምዃንን ወይ ምዝራብን ኣርምሞን ጥራሕ ዘይኮነ፡ ሓዘንናን ሓጎስናን ‘ውን ንኽብሪ እግዚኣብሔር ኪንገብሮ ይግበኣና። ሓደ ሓውና ኃጢአት እናሠርሐ ምስ እንርእዮ፡ ንሕና ባዕልና ‘ውን ኣብ በደል ምስ ንወድቕ እሞ ምስ ንሓዝንን ምስ ንነብዕን፡ ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ “ማለት፥ ጓሂ ከም ፍቓድ ኣምላኽሲ ንምድሓን ዚኸውን ዘይትጠዓሰሉ ንስሓ የምጽእ፡ ጓሂ ዓለም ግና ሞት እዩ ዜምጽእ” (2ይ ቆሮ 7፡10) ከም ዚበሎ ሓዘንና ንኽብሪ እግዚኣብሔር ዚተገበረ ሓዘን ይበሃል። ሓደ ሓውና ጽቡቕ ነገር ኪረክብ ከሎ ልክዕ ንዓና ከም ዚተገበረ ጌርና ንእግዚኣብሔር ምስ ነመስግን፡ ሓጎስና ንኽብሪ እግዚኣብሔር ዚተገበረ ሓጎስ ይበሃል። ካብ’ዚ ሓጎስ እዚ ድማ ኣዝዩ ብዙሕ ጥቕሚ ኢና ንረኽበሉ። ስለ’ዚ! ነዚ ኣብ’ዚ ሓድሽ ዓመት ንለማመዶ!!! ብናይ ሓው ሓጎስ ኪሕጎስ ኣብ ክንዲ ዚግባእ ሓው ስለ ዚተጠቐመ ጥራሕ ብቅንኣት ካብ ዚነድድ ሰብ ዘሕዝን ሰብ መን ኣሎ? እስኪ ንገሩኒ! ብናይ ሓዉ ሓጎስ ብምሕዛኑ ናይ እግዚኣብሔር ፍርዲ ኣብ ርእሱ ብምኽዓው ብነፍስን ብሥጋን ንባዕሉ ካብ ዚጎድእ ቀናእ ሰብ ንላዕሊ ዘሕዝን ፍጥረት መን ኣሎ? ሓውና ስለ ዚተጠቐመ እንተ ኣመስገንና ወይ እንተተሓጎስና፡ ሓውና ስለ ዝተጎድአ ድማ እንተሓዘንናን አንተ በኼናን፡ እዚ ንኽብሪ እግዚኣብሔር ኢልና ምስ እንገብሮ ዶ ኸ ኣይምተጠቐምናን?ስለ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን አሜን መልካም ሐድስ አመት 🙏🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼ወስብሐት ለእግዚአብሔርወለወላድቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር አሜን !!
3 months ago | [YT] | 4
† እንኳን ለአበው ቅዱሳን አብርሃም: ይስሐቅ እና ያዕቆብ ዓመታዊ የዕረፍት በዓል በሰላም አደረሳችሁ፤ አደረሰን። †††
3 months ago | [YT] | 15
View 1 reply
ለቸር መድኃኒት ዓለም እንኳን በስላም አድርጋችሁ አደርሰን አሜን (፫) 🙏አምላኬ ሆይ ብዙ ነገሮች ሳስባቸው ያስፈሩኛል፣ ብዙ ነገሮች ሳያቸው ያሳዝኑኛል፡፡ አንተን ሳስብ፣ ቀራንዮን ስመለከት ብቻ እበረታለሁ፡፡ እባክህ ጌታ ሆይ አንተን በማሰብ ዓለምን እንድረሳ፣ ፍቅርህን በማየት ደስታዬ እንዲበዛ አድርገኝ፡፡ የመጽናናት አምላክ እግዚአብሔር ሆይ ተስፋህን ፍቅርህን ረድኤትህን ይደግፈኝ፡፡አሜን (፫)🙏።
3 months ago | [YT] | 13
View 2 replies
†† እንኩዋን ለታላላቁ ቅዱሳን አቡነ ተክለ ሃይማኖት: ቅድስት ክርስቶስ ሠምራና ቅዱስ ቶማስ ዘመርዓስ ዓመታዊ የዕረፍት በዓል በሰላም አደረሳችሁ ✝†††
እንኳን ለእመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም የትንሣኤ እና ዕርገት በዓል አደረሰን።የእመቤታችን የቅድስት ድንግል ማርያም አማላጅነቷ ረድኤት በረከቷ አይለየን!
3 months ago | [YT] | 14
✞✞✞ እንኩዋን ለእመቤታችን #ቅድስት_ድንግል_ማርያም ዓመታዊ የትንሳኤና የዕርገት በዓል በሰላም አደረሳችሁ አደረስን ✞✞✞
3 months ago | [YT] | 16
እንኩዋን ለጌታችን ኢየሱስ ክርስቶስ በዓለ ደብረ ታቦር በሰላም አደረሳችሁ አደረሰን አሜን(፫)
4 months ago | [YT] | 22
እንኳን አድርጋችሁ አደረሰን 🙏
4 months ago | [YT] | 30
✝✝††† እንኳን ለሰማዕቱ ቅዱስ አብሮኮሮንዮስ እና ለመነኮሳት አለቃ ቅዱስ መቃርስ ዓመታዊ በዓል በሰላም አደረሳችሁ፤ አደረሰን። †††
5 months ago | [YT] | 9
Load more
የደማስቆ ምርኾኛ የክርስቶስ ባርያ Tube
እንኳን አደረሳችሁ ለጸመ ጽጌ
2 months ago | [YT] | 8
View 0 replies
የደማስቆ ምርኾኛ የክርስቶስ ባርያ Tube
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!!
እንኳዕ ን2018 ዓ/ም ብሰላም ኣብፀሓኹም ኣብፅሐና እንኳን ለ2018 ዓ/ም በሰላም አድርጋችሁ አደርሰን እግዚአብሔር አምላክ ዘመኑ የሰላም የፍቅር የንስሐ የኃድነት የብልፅግና የልግልን ስለማይነገር ስጦታው እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (፫)
መልካም አድስ ዓመት 🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
#ሓድሽ #ዓመት #ብቅዱስ #ዮሕንስ #አፈወርቅ🌼🌼🌼🌼
ንእግዚኣብሔር ኢልካ ሰብ ምውቃስ ‘ውን ኣሎ፡ ካባኻትኩም፡- “ከመይ ማለት እዩ? ርግጽ እዩ ብዙሕ ግዜ ንሠራሕተኛታትና ንወቅስ ኢና። ንክብሪ እግዚኣብሔር ኢልካ ምውቃስ ግን ከመይ ዚበለ እዩ?” ዚብል ሰብ ኪህሉ ይኽእል እዩ። እወ! ዚሰክር ወይ ዚሰርቕ ሠራሕተኛ ወይ ብጻይ ምስ እንርኢ። ወይ ሓደ ካብ ኣዝማድና ናብ ትርኢት ወይ ንነፍሱ ዋላ ሓንቲ ጥቕሚ ናብ ዘይረኽበሉ ቦታታት ክጎዪ፡ ናይ ሓሶት ምስክርነት ክህብ፡ ወይ ክሕሱ ወይ ክቑጣዕ እናረኣናዮ ሕቖና እንተሂብናዮን እንተገሢፅናዮን፡ ወቐሳና ንኽብሪ እግዚኣብሔር ዝተገበረ እዩ ይበሃል።
ብተወሳኺ ‘ውን ሓደ ሰብ እንተበደለና እሞ ንሱ ባዕሉ ብዘምጽኦ ጥፍኣት ብኣና እንተኣመኻነየ፡ ምእንቲ እግዚኣብሔር ኢልና ይቕረ ክንብል ይግባእ። ብዙሓት ግን ንኣዕሩኽትናን ንሠራሕተኛታትናን እንገብሮም ብኣንጻሩ እዩ። ኣዕሩኽትና ወይ ሠራሕተኛታትና እንተ በዲሎምና ንበሳጮ ይቕሬታ ዘይብሎ ፍርዲ ድማ ንፈርዶም። ንሕና ንርእስና ንእግዚኣብሔር ኪንጸርፎን ከነጽርፎን ከለና ወይ ነፍስና ኪንጎድእ ከለና ግን ከም በድል ኣይንቖጽሮን ኢና። እዚ ግና ኣብ’ዚ ሓድሽ ዓመት ከነስተኻኽሎ ዚግበኣና ነገር እዩ። መዓልቲ መዓልቲ ኪንለማመዶ ‘ውን ይግበኣና።
ንዝበደሉና ሰባት ፈተውቲና ኪንገብሮም ከ ይግባእ ዶ? እወ! ንክብሪ እግዚኣብሔር ኢልና ንዝበደሉና ሰባት ፈተውትና ኪንገብሮም ይግባእ። ንክብሪ እግዚኣብሔር ኢልካ ሰብ ጸላኢ ምግባር ከ? እወ! እዚ ‘ውን ይከኣል እዩ። ንምዃኑ ንኽብሪ እግዚኣብሔር ኢልካ ንሰብ ፈታውን ጸላእን ምግባር ማለት እንታይ ማለት እዩ? ሰብ ፈታዊ ምግባር ኪበሃል ከሎ ነቲ ሰብ ካብ ገንዘብና መኣድና ከም ዝካፈል ኣባና ከም ዝድገፍ ምግባር ማለት ኣይኮነን። ንሓደ ሰብ ሓቀኛታት ፈተውቲ ኴንናዮ ወይ ሓቀኛ ፈታዊ ጌርናዮ፡ ዚበሃል ነፍሱ ንኸይጉዳእ ምስ ንግሥፆን ምስ ንመኽሮን፡ እንተበደለ (ብምብዳሉ ዚጉዳእ ንሱ ባዕሉ ስለ ዝኾነ) ከም ጸላኢ ዘይኮነ ከም ፈታዊ ቅርብ ኢልና እቲ ዘርብሖ እንተነገርናዮ፡ ካብ’ቲ ዚወደቐሉ ናይ ኃጢአት ዓዘቕቲ ምስ ነልዕሎ፡ ነዚ ድማ ኹልሻዕ ብጸሎት ብጾም ብስግደት ምጽዋት ብስሙ ብምሃብ ምስ ንሕግዞን ናብ እግዚኣብሔር ከም ዚቐርብ ምስ ንገብሮን እዩ።
ንኽብሪ እግዚኣብሔር ኢልካ ንሰብ ጸላኢ ምግባር ‘ውን ይፍቀድ እዩ። ነዚ ተግባር እዚ ቅድሚ ሕጂ ዘይገበርናዮ እንተኔርና፡ ካብ ሕጂ ጀሚርና ካብ’ዚ ሓድሽ ዓመት ኪንጅምር ንኽእል ኢና፤ ንኽብሪ እግዚኣብሔር ኪንብል ንሰብ ጸላኢ ምግባር። ንኣብነት ሓደ ክፍኣት ዚተመልአ ሰብ፡ ኵሉ ዘረባኡ (ትምህርቱ) ብመርዚ ናይ ምንፍቕና ዚተለወሰ፡ ኹልሻዕ ንነፍስና ዚጎድኣን ዚህውኻን ሰብ ምስ ዝህሉ፡ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ “ሓንቲ ዓይንኻ ምስ እተሰናኽለካ ካባኻ ኣውጺእካ ደርብያ” ከም ዝበሎ (ማቴ 5፡29) ነዞም ሰባት እዚኣቶም ምርሓቕን ጸላኢ ምግባርን ይፍቀድ እዩ። ዋላ ሓደ እኳ ከም የማነይቲ ዓይኒና እንርእዮም ፈተውትና ኣዕሩኽትና እንተኾኑ ንነፍስና ዝጎድኡ ምስ ዝኾኑ ካባና ከነርሕቖም ይግባእ።
ምዝራብናን ስቕ ምባልናን ’ውን ንኽብሪ እግዚኣብሔር ኪንገብሮ ይግባእ። ንኽብሪ እግዚኣብሔር ኢልካ ምዝራብ ማለት ከ እንታይ ማለት እዩ? ንኣብነት ምስ ሓደ ዓርክና ኮፍ ኢልና ኪንጻወት ከለና፡ “መን ናብ ሥልጣን ደይቡ? መን ከ ወሪዱ? መን ሓሊፉ? መን እንታይ ክብሪ ረኺቡ? እናበልና ካብ ንጻወት፡ ብዛዕባ ነገረ ሃይማኖት ብዛዕባ ገሃነመ እሳት፡ ብዛዕባ መንግሥተ ሰማያት እንተድኣ አዕሊልና ዕላልና ጥቕሚ ይህልዎ። ንነፍስና ብዘይጠቕማ ነገር ስለ ዘየጨነቕናያ። እዚ ከምዚ ዓይነት ሕብረት እንተዘይገዲፍናዮ እኳ ኣይጎድኣናን እዩ። እዚ ኵሉ ምግባርና ድማ ኣብ’ታ መወዳእታ ዕለት ዓቢ ጥቕሚ ይህበና። ስለ’ዚ ንነፍስና ዋላ ሓንቲ ጥቕሚ ኣብ ዘይብሉ ኣኼባታትን ኮፍ ምባልን ምዝራብን ንዓና ጉድኣት እምበር ጥቕሚ የብሉን። ነዚ ናይ ከም’ዚ ዓይነት ኣኼባ መንፈስ ለዊጥካ ብዛዕባ ነገረ እግዚኣብሔር ምዕላል ንኽብሪ እግዚኣብሔር ጌርናዮ ይበሃል። ስቕታና ‘ውን ንኽብሪ እግዚኣብሔር ኪኸውን ይግብኦ። ዋላ ሓንቲ ከይበደልናዮ ክፉእ ንዚገብረና ሰብ፡ ከይወቐስናዮን ከየጕረምረምናሉን ብትዕግሥቲ ስቕ ምስ ንብል፡ ስቕታና ንኽብሪ እግዚኣብሔር ዚተገበረ እዩ ይበሃል። ኣርምሞ ማለት ግን ብዘረባ ዘይተዘረበ ኃጢኣት ኣብ ልቢ ምቕማጥ ማለት ኣይኮነን።
ምምሥጋንን ምግሣፅን ኣብ ገዛ ምዃንን ዘይምዃንን ወይ ምዝራብን ኣርምሞን ጥራሕ ዘይኮነ፡ ሓዘንናን ሓጎስናን ‘ውን ንኽብሪ እግዚኣብሔር ኪንገብሮ ይግበኣና። ሓደ ሓውና ኃጢአት እናሠርሐ ምስ እንርእዮ፡ ንሕና ባዕልና ‘ውን ኣብ በደል ምስ ንወድቕ እሞ ምስ ንሓዝንን ምስ ንነብዕን፡ ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ “ማለት፥ ጓሂ ከም ፍቓድ ኣምላኽሲ ንምድሓን ዚኸውን ዘይትጠዓሰሉ ንስሓ የምጽእ፡ ጓሂ ዓለም ግና ሞት እዩ ዜምጽእ” (2ይ ቆሮ 7፡10) ከም ዚበሎ ሓዘንና ንኽብሪ እግዚኣብሔር ዚተገበረ ሓዘን ይበሃል። ሓደ ሓውና ጽቡቕ ነገር ኪረክብ ከሎ ልክዕ ንዓና ከም ዚተገበረ ጌርና ንእግዚኣብሔር ምስ ነመስግን፡ ሓጎስና ንኽብሪ እግዚኣብሔር ዚተገበረ ሓጎስ ይበሃል። ካብ’ዚ ሓጎስ እዚ ድማ ኣዝዩ ብዙሕ ጥቕሚ ኢና ንረኽበሉ። ስለ’ዚ! ነዚ ኣብ’ዚ ሓድሽ ዓመት ንለማመዶ!!!
ብናይ ሓው ሓጎስ ኪሕጎስ ኣብ ክንዲ ዚግባእ ሓው ስለ ዚተጠቐመ ጥራሕ ብቅንኣት ካብ ዚነድድ ሰብ ዘሕዝን ሰብ መን ኣሎ? እስኪ ንገሩኒ! ብናይ ሓዉ ሓጎስ ብምሕዛኑ ናይ እግዚኣብሔር ፍርዲ ኣብ ርእሱ ብምኽዓው ብነፍስን ብሥጋን ንባዕሉ ካብ ዚጎድእ ቀናእ ሰብ ንላዕሊ ዘሕዝን ፍጥረት መን ኣሎ? ሓውና ስለ ዚተጠቐመ እንተ ኣመስገንና ወይ እንተተሓጎስና፡ ሓውና ስለ ዝተጎድአ ድማ እንተሓዘንናን አንተ በኼናን፡ እዚ ንኽብሪ እግዚኣብሔር ኢልና ምስ እንገብሮ ዶ ኸ ኣይምተጠቐምናን?ስለ
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን አሜን መልካም ሐድስ አመት 🙏🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
ወስብሐት ለእግዚአብሔር
ወለወላድቱ ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር አሜን !!
3 months ago | [YT] | 4
View 0 replies
የደማስቆ ምርኾኛ የክርስቶስ ባርያ Tube
† እንኳን ለአበው ቅዱሳን አብርሃም: ይስሐቅ እና ያዕቆብ ዓመታዊ የዕረፍት በዓል በሰላም አደረሳችሁ፤ አደረሰን። †††
3 months ago | [YT] | 15
View 1 reply
የደማስቆ ምርኾኛ የክርስቶስ ባርያ Tube
ለቸር መድኃኒት ዓለም እንኳን በስላም አድርጋችሁ አደርሰን አሜን (፫) 🙏አምላኬ ሆይ ብዙ ነገሮች ሳስባቸው ያስፈሩኛል፣ ብዙ ነገሮች ሳያቸው ያሳዝኑኛል፡፡ አንተን ሳስብ፣ ቀራንዮን ስመለከት ብቻ እበረታለሁ፡፡ እባክህ ጌታ ሆይ አንተን በማሰብ ዓለምን እንድረሳ፣ ፍቅርህን በማየት ደስታዬ እንዲበዛ አድርገኝ፡፡ የመጽናናት አምላክ እግዚአብሔር ሆይ ተስፋህን ፍቅርህን ረድኤትህን ይደግፈኝ፡፡አሜን (፫)🙏።
3 months ago | [YT] | 13
View 2 replies
የደማስቆ ምርኾኛ የክርስቶስ ባርያ Tube
†† እንኩዋን ለታላላቁ ቅዱሳን አቡነ ተክለ ሃይማኖት: ቅድስት ክርስቶስ ሠምራና ቅዱስ ቶማስ ዘመርዓስ ዓመታዊ የዕረፍት በዓል በሰላም አደረሳችሁ ✝†††
3 months ago | [YT] | 13
View 0 replies
የደማስቆ ምርኾኛ የክርስቶስ ባርያ Tube
እንኳን ለእመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም የትንሣኤ እና ዕርገት በዓል አደረሰን።
የእመቤታችን የቅድስት ድንግል ማርያም አማላጅነቷ ረድኤት በረከቷ አይለየን!
3 months ago | [YT] | 14
View 0 replies
የደማስቆ ምርኾኛ የክርስቶስ ባርያ Tube
✞✞✞ እንኩዋን ለእመቤታችን #ቅድስት_ድንግል_ማርያም ዓመታዊ የትንሳኤና የዕርገት በዓል በሰላም አደረሳችሁ አደረስን ✞✞✞
3 months ago | [YT] | 16
View 0 replies
የደማስቆ ምርኾኛ የክርስቶስ ባርያ Tube
እንኩዋን ለጌታችን ኢየሱስ ክርስቶስ በዓለ ደብረ ታቦር በሰላም አደረሳችሁ አደረሰን አሜን(፫)
4 months ago | [YT] | 22
View 0 replies
የደማስቆ ምርኾኛ የክርስቶስ ባርያ Tube
እንኳን አድርጋችሁ አደረሰን 🙏
4 months ago | [YT] | 30
View 0 replies
የደማስቆ ምርኾኛ የክርስቶስ ባርያ Tube
✝✝††† እንኳን ለሰማዕቱ ቅዱስ አብሮኮሮንዮስ እና ለመነኮሳት አለቃ ቅዱስ መቃርስ ዓመታዊ በዓል በሰላም አደረሳችሁ፤ አደረሰን። †††
5 months ago | [YT] | 9
View 1 reply
Load more