Hi welcome to my channel. I am a stay at home wife and a mom of three beautiful children. I share videos focusing on our Eritrean traditional dishes ,motherhood and general a stay at home mom tips and much more. Don't forget to subscribe for a new videos notification. I post 3 videos a week.
Eden
Follow me on Facebook
Lovely Eden
www.facebook.com/lovely.eden.9026

For business enquirers only email me at Homedecortube@gmail.com


Eden At Home TV

ዝኸበርክን የሕዋት ይቅሬታ ጠፊአ ኣብ ሓዘን ቀንየ:: መተዓቢተይ መይቱኒ:: ኣብ ቀረባ ጊዜ ክመፅእ እየ:: ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን:: ሓፍትኽን ኤደን 💕💕💕💕

4 months ago | [YT] | 31

Eden At Home TV

ዝኸበርክን የሕዋተይ በጃኽን እባ ንጋል ሓትነይ ፀልያላ ሓደ ክም ሓሙስ ወዳ ስኢና::ስምኦን ወደይ ብሰላም ዕረፍ ኣነስ ኣይከኣልኩን :: 😭😭😭😭

6 months ago (edited) | [YT] | 46

Eden At Home TV

ዝኽበርክን የሕዋት እዛ ሰሙን ሓድሽቪድዬ ኣየዳለኹን ዳኒ ተፀሊእዎ ቀንዩ :: ምስ ይቅረታ ርሑስ ሆሳእና ይግበረልና: ዝመፅእ ሰሙን ክመፀክን እየ ፍትዋተይ::

8 months ago | [YT] | 51

Eden At Home TV

ዝኸበርክን የሕዋተይ ናይ ሎሚ ቪድዬዘድልየክን ነገራት ኣብዚ ታሕቲ ስእሊ ጌረልክን ኣለኹ:: ነተን ዘይረኣክንኣ ከኣ ሊንክ ክገድፈልክንእየ ምቁራት::

https://youtu.be/ZWHGmx9minI?si=Hk4Na...

11 months ago | [YT] | 50

Eden At Home TV

ቀላል ኣሰራርሓ ድሎት

https://youtu.be/-jsi0O647_4?si=V-1EF...

11 months ago | [YT] | 6

Eden At Home TV

ክቡራት የሕዋተይ ጊዜ ስኢነ ሕምባሻ ክገብር ፅባሕ ክገብር እየ ግንኣየርክብን እየ ፕስት ክገብሮ እሞ ናይዝሓለፍ ዝሰራሕክዎ ቪድዬ ኣለክን:: ርሑስ ኣውደኣመት ንኩልክን::

https://youtu.be/vqUHCXdcwHQ?si=ZAhbw...

11 months ago | [YT] | 8

Eden At Home TV

https://youtu.be/oaWEVip6X2o?si=sHVyp...

ዝሓተትክናኒ ናይ ሳምቡሳ ኣሰራርሓ ቪድዬ ኣብዚኣ ኣላትክን ክቡራት የሕዋተይ::

11 months ago | [YT] | 10

Eden At Home TV

ዝኸበርክን የሕዋት ካብ ናይ ትማሊ ቪድዬ ሎሽናት ኣቅሪብኪ ኣርእይና ዝበልክናኒ እዚኤን እየ ዝጥቀም:: ካልእ ሕቶ ዘለክን ከኣ ኣይትሰከፋ ሕተታኒ:: ርሑስ ቀዳመ ሰንበት:: https://youtu.be/CSHn0WVomaQ?si=YTpun...

11 months ago | [YT] | 36

Eden At Home TV

ክቡራት የሕዋተይ እዛ ቪድዬ ብብናይ ቴክኒክ ጉዳይ ኣሌያ ኔረ ሕጂ ግን ፖብሊሽ ጌረያ ኣለኹ ሼር በልኣ ደቂ ዓበይቲ::

https://youtu.be/yGjAN7G-rGI?si=sM6ON...

1 year ago | [YT] | 2

Eden At Home TV

ሰላም ሰላም ክቡራት የሕዋተይ ከምቲ ዝሓተትክናኒ ብከመይ እርኑብ ገዛ ይህልወና ምስ ናኣሽቱ ቆልዑ ዝበልክናኒ ቪድዬ ሰሪሐልክን ኣለኹ :: ኣብ ዝመፅእ ከኣ ንዝሰርሓ ኣዴታት ከኣ ኣብ ዝመፅእ ክሰርሓልክን እየ ካብ ናተይተሞክሮ !! ንግዚኡ ግን ክሳብ መወዳርታ ረኣይኣእዚኣ ቪድዬ: የቀንየለይ ክቡራት የሕዋተይ::

https://youtu.be/1rKcCJfNp68?si=P7pBV...

1 year ago | [YT] | 6