Eden At Home TV

ሰላም ሰላም ክቡራት የሕዋተይ ከምቲ ዝሓተትክናኒ ብከመይ እርኑብ ገዛ ይህልወና ምስ ናኣሽቱ ቆልዑ ዝበልክናኒ ቪድዬ ሰሪሐልክን ኣለኹ :: ኣብ ዝመፅእ ከኣ ንዝሰርሓ ኣዴታት ከኣ ኣብ ዝመፅእ ክሰርሓልክን እየ ካብ ናተይተሞክሮ !! ንግዚኡ ግን ክሳብ መወዳርታ ረኣይኣእዚኣ ቪድዬ: የቀንየለይ ክቡራት የሕዋተይ::

https://youtu.be/1rKcCJfNp68?si=P7pBV...

1 year ago | [YT] | 6