Raimoc Entertainment tv

እንኮዕ ብዳሓን መጻኹም ናብዚ ቻነል !!!
እዚ ቻነል ምሕዝነታዊ ዩኹን ግላዊ ዝተፋላለዩ ስራሓትን መደባትን ሒዙ ናብ ህዝቢ ዝቐርበሉ ፍሉይ መደብ ዩ እሞ ሳብስክራይብ ጌርኩም ንኸተታባብዑና ብትሕትና፡ ንዕድምን ንምሕጸነኩምን ፡ኣብኹም ኣብ ታዓዘብትና ዘለና ረዚን ፡ፍቕርን፡ ክብርን ፡ብመንገዲ ስራሓትና ኣቢልና ክንገልጸልኩም ባህ ይብለና ።