ATA Media

ሃኒ ምሕረተአብ ቅድሚ ሕጂ
ሓማተይ : ሌጋው ሽቦ : ተዓዲለ :ሃራም ኮቦሮ ዘርእስተን ብዙሓት ፍርያቱ አብ እዝኒ ሰማዕቱ አድናቆት ዘትረፈ ሕጂውን ከም ወትሩ ባህላዊት ደርፊ 🔥 ተሓምበለ 🔥ዘርእስታ video clip ሒዙ አብ ቀረባ መዓልታት ክቐርብ እዩ share like comment
ናባኹም::

1 year ago | [YT] | 201