Drar4Africa

ኣብዛ ወርሒ ዘይ ትመልእ ኣብ ስነጥበብ ዓቢ ኣበርክቶ ዝነበሮም ከዋኽብቲ ወድቆም ፡ጎይታ ምስ ቅዱሳኑ የንብርኩም፡፡ ንኹሉኹም በተሰብ ፡ፈተውቶምን ፡ኣድናቆቶምን ጽንዓት ይሃብኩም 🙏 ወድሰብ ዝዉለደሉ እምበር ዝሞተሉ ኣይፍለጥን ዩ ሞ ብሰላም ዕረፍ የሕዋተይ 💔🙏

2 years ago | [YT] | 287