ወላዲተ አምላክ Theotokos
25,000! በፂሕና እግዚአብሔር ይመስገን! ፍትዋት ናይ ቲኦቶኮስ ሚዲያ ስድራቻናልና 25,000 Subscribes ብምብፅሑ ክናብስረኹም ኩልና ብዓብዩ ሓጎስ እዩ። እዚ ናትኩም ፍቅርን ሓገዝን ውፅኢት እዩ። ንዝሃብኩምና ሕድሕድ view, ላይክ (like), ከምኡ ርእይቶ (comment) ካብ ልቢ የመስግን። ዝጀመርናዮ መንፈሳዊ ኣገልግሎት ብእግዚአብሔር ሓገዝን ብእምበይትና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣማላድነት ተስፋ ጌርና ይቅፅል። ጉዕዘና ናብ 50ሽሕ......
1 week ago | [YT] | 94
ወላዲተ አምላክ Theotokos
25,000! በፂሕና እግዚአብሔር ይመስገን!
ፍትዋት ናይ ቲኦቶኮስ ሚዲያ ስድራ
ቻናልና 25,000 Subscribes ብምብፅሑ ክናብስረኹም ኩልና ብዓብዩ ሓጎስ እዩ።
እዚ ናትኩም ፍቅርን ሓገዝን ውፅኢት እዩ። ንዝሃብኩምና ሕድሕድ view, ላይክ (like), ከምኡ ርእይቶ (comment) ካብ ልቢ የመስግን።
ዝጀመርናዮ መንፈሳዊ ኣገልግሎት ብእግዚአብሔር ሓገዝን ብእምበይትና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣማላድነት ተስፋ ጌርና ይቅፅል። ጉዕዘና ናብ 50ሽሕ......
1 week ago | [YT] | 94