@Selam Tubeሰላም

ብሰላም ምፀልና ክቡር ሓውና ዲያቆን ብሃንቀውታ ክንፅበ ኢና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ

ሰላም ኣምላኽ የብዘሐልኩም ፍቁራት ኣሕዋተይን ኣሓተይን

ብሓውኩም ዘማሪ ዲያቆን ገብረመድህን እምባየ
*ለዘገብረ ምድረ ወሰማያት* ትብል

ሓዳሽ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግርኛ መዝሙር ኣብ ቀረባ እዋን ናባኩም ክትዝርጋሕ እያ": ናብ ኩሉ ንክበጽሕ ላይክ ሼር ሳብስክራይብን ኣይትረስዑ።

👇youtube.com/@selamtube-o6u?si=5PuZHZ5uFyZZKfCu

1 year ago | [YT] | 16