SAEYET TV

Beloved fans, Single Moms – Part 6 is loading… 🔥🎬”

1 week ago | [YT] | 508



@EmpireUniki

Good . We will waiting, Poster epi kndey mukanu aynegrin alo .

1 week ago | 2

@Privateme-v6p

Love it🎉🎉

1 week ago | 0

@FeyselFeysel-b5m

ዝኸበርካ ደራሲ ግን ስለምንታይ ኢና ኣረምትን ንጽቡቕ መሃርትን ዝኾኒ ፊልምታት ክንሰርሕ ዘይንኽእል ። እዚ ዓይነት ስራሕ ጎስጓስ ንዘይ ስነምግባራዊ ኣካይዳን ሰብኣይ ትርጉም ከም ዘይብሉ ጌርካ ምርኣይን እያ ትመስል ። ተራ ኣቦን ባህላዊ መነባብሮናን ጠርሳ ትህስስ ፊልሚ ኢካ ትዝርግሕ ዘለኻ ። ስለዚ ብኽብረትኩም ንፍቕርን ክብሪ ሓዳርን ከመይ ሰብኣይን ሰበይትን ኣብ ስደት ባህሎምን ሓዳሮምን ዓቂቦይ ክኸዱ ከምዝኽእሉ ዝሕግዝ ስራሕ ምዝርጋሕ ልመዱ።

1 week ago | 0