Welcome to Yonas Maynas' official YouTube channel. Subscribe now and enjoy all of Yonas' comedies, shows and series.


Yonas Maynas

ሓድሽ ብስራት ፥ ጽምብላሊዕ ኣብ ኤውሮጳ በጺሓ ኣላ።

1 week ago | [YT] | 36

Yonas Maynas

ክቡራት ተኸታተልትና ፥ በይና ናይ ቆልዑ ቻነል ፈሊናልኩም ኣለና። Dimoy Da Dimoy ፡ ስድራቤትን ቆልዑን ሃየ subscribe ---->
youtube.com/@DIMOYDADIMOY

2 weeks ago | [YT] | 1,606

Yonas Maynas

WOW! ዝገርም ተርእዮ +200'000 ምርኢት ኣብ ውሽጢ 1 መዓልቲ። የቐንየልና፣ ስለ ዝፈተኹማ ድማ ተሓቢንና። ‪@YonasMaynas‬ ‪@BAHGNATV‬ ‪@wakatm‬ ‪@EriOneTouchEntertainment‬
Watch here: https://youtu.be/C8nXeseIAg8

3 weeks ago (edited) | [YT] | 4,061

Yonas Maynas

WEDI SHUQ 9 / ወዲ ሹቕ 9 / ኣብ መገዲ ኣላ፣ ተዳለዉ። Coming very very soon!

1 year ago | [YT] | 5,602

Yonas Maynas

ሰሚዕናኩም >>
shopmaynas.com/products/banderay-version-iii-eritr…
እቶም ን ባንዴራና ጸሊም ሕብሪ ኣይትወስኹላ ዝበልኩም ፡ ሓዳስ ፍልይቲ design ጌርና ቀሪብናልኩም ኣለና። ሕዋስ ሕብሪ ዘየብላ።
እቲ ማልያ ድማ high quality ናይ ስፖርት ማልያ እዩ። ሳክት ከይመስለክን።

ካልእ ዓይነት ንብረት ውን ኣብ shopmaynas.com/ ክትረክቡ ትኽእሉ ኢኹም። ከምቲ ልሙድ፡ ይሕመቕ ያጸብቕ፡ ርእይቶኩም ብሃንቀውታ ንጽበ። የቐንየልና።

1 year ago | [YT] | 1,664

Yonas Maynas

ርሑስ ቅንያት ነጻነት ይግበረልና። ሓዳስ ናይ ስፖርት ማልያ ሰሪሕናልኩም ኣለና። ርእይቶኹም ኣይፈለየና።
shopmaynas.com/products/banderay-version-i-recycle…
ኣብ ቀረባ ውን፡ በብእዋኑ ሓዲሽ ዓይነት design ሒዝናልኩም ክንመጽእ ኢና፡ ደስ ዝበለኩም መሪጽኩም ክትዕድጉ ተስፋ ንገብር። ጮቖቕ ኢልና ዘትረናያ ድኳንና ትዓምብብ ፨ shopmaynas.com/

1 year ago (edited) | [YT] | 2,184

Yonas Maynas

BANDIERAY / ባንዴራይ ብ ሶሊ ጆን (Soli Jon) ን ኣባላት መጺኣትኩም ኣላ። Enjoy!

1 year ago | [YT] | 3,142

Yonas Maynas

youtube.com/channel/UCyAo7cqsNPrlxyHRrtPpBiQ/join

ሰላም ዝኸበርኩም ፈተውትና። ሎሚ ዓመት ፡ ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝለዓለ ጻዕሪ፡ ብርክት ዝበሉ ስረሓት ኮሜዲን ደርፍን ሒዝናልኩም ክንመጽእ ምዃንና ከበስረኩም ይፈቱ።

በዚ ኣጋጣሚ፡ ነቶም ብዝያዳ ከተተባብዑና እትደልዩ፡ ሓድሽ ናይ ኣባልነት (membership)፡ ዕድል ከፊትናልኩም ኣለና።

ኣባላት ምስ እትኾኑ፡ ሓደሽ ስራሕ ኣብ ምፍራይ ተኻፈልቲ ኮይንኩም ኣለኹም ማለት እዩ። ደገፍኩም ወሳኒ ስለ ዝኾነ ድማ፡ ን ኹሉ መጻኢ ፍርያትና ኣቐዲምኩም ከተስተማቕርዎ ምዃንኩም ክሕብር ይፈቱ።

ከም መጀመሪ፡ ወዲ ጉዕሽ ዘርእስታ፡ ሓድስ ኮሜዲ፡ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ክትመጽአኩም እያ።

ሃየ፡ ኣባላት ኩኑ፡ እነተወሓደ ክኣ፡ ከምቲ ልሙድ subscribe & share ኣይትረስዑ።

1 year ago | [YT] | 2,534