Welcome to Yonas Maynas' official YouTube channel. Subscribe now and enjoy all of Yonas' comedies, shows and series.
Yonas Maynas
WOW! ዝገርም ተርእዮ +200'000 ምርኢት ኣብ ውሽጢ 1 መዓልቲ። የቐንየልና፣ ስለ ዝፈተኹማ ድማ ተሓቢንና። @YonasMaynas @BAHGNATV @wakatm @EriOneTouchEntertainment Watch here: https://youtu.be/C8nXeseIAg8
3 days ago (edited) | [YT] | 3,896
View 167 replies
WEDI SHUQ 9 / ወዲ ሹቕ 9 / ኣብ መገዲ ኣላ፣ ተዳለዉ። Coming very very soon!
1 year ago | [YT] | 5,601
View 87 replies
ሰሚዕናኩም >>shopmaynas.com/products/banderay-version-iii-eritr…እቶም ን ባንዴራና ጸሊም ሕብሪ ኣይትወስኹላ ዝበልኩም ፡ ሓዳስ ፍልይቲ design ጌርና ቀሪብናልኩም ኣለና። ሕዋስ ሕብሪ ዘየብላ።እቲ ማልያ ድማ high quality ናይ ስፖርት ማልያ እዩ። ሳክት ከይመስለክን። ካልእ ዓይነት ንብረት ውን ኣብ shopmaynas.com/ ክትረክቡ ትኽእሉ ኢኹም። ከምቲ ልሙድ፡ ይሕመቕ ያጸብቕ፡ ርእይቶኩም ብሃንቀውታ ንጽበ። የቐንየልና።
1 year ago | [YT] | 1,660
View 26 replies
ርሑስ ቅንያት ነጻነት ይግበረልና። ሓዳስ ናይ ስፖርት ማልያ ሰሪሕናልኩም ኣለና። ርእይቶኹም ኣይፈለየና።shopmaynas.com/products/banderay-version-i-recycle…ኣብ ቀረባ ውን፡ በብእዋኑ ሓዲሽ ዓይነት design ሒዝናልኩም ክንመጽእ ኢና፡ ደስ ዝበለኩም መሪጽኩም ክትዕድጉ ተስፋ ንገብር። ጮቖቕ ኢልና ዘትረናያ ድኳንና ትዓምብብ ፨ shopmaynas.com/
1 year ago (edited) | [YT] | 2,180
View 79 replies
BANDIERAY / ባንዴራይ ብ ሶሊ ጆን (Soli Jon) ን ኣባላት መጺኣትኩም ኣላ። Enjoy!
1 year ago | [YT] | 3,137
View 141 replies
youtube.com/channel/UCyAo7cqsNPrlxyHRrtPpBiQ/joinሰላም ዝኸበርኩም ፈተውትና። ሎሚ ዓመት ፡ ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝለዓለ ጻዕሪ፡ ብርክት ዝበሉ ስረሓት ኮሜዲን ደርፍን ሒዝናልኩም ክንመጽእ ምዃንና ከበስረኩም ይፈቱ።በዚ ኣጋጣሚ፡ ነቶም ብዝያዳ ከተተባብዑና እትደልዩ፡ ሓድሽ ናይ ኣባልነት (membership)፡ ዕድል ከፊትናልኩም ኣለና።ኣባላት ምስ እትኾኑ፡ ሓደሽ ስራሕ ኣብ ምፍራይ ተኻፈልቲ ኮይንኩም ኣለኹም ማለት እዩ። ደገፍኩም ወሳኒ ስለ ዝኾነ ድማ፡ ን ኹሉ መጻኢ ፍርያትና ኣቐዲምኩም ከተስተማቕርዎ ምዃንኩም ክሕብር ይፈቱ።ከም መጀመሪ፡ ወዲ ጉዕሽ ዘርእስታ፡ ሓድስ ኮሜዲ፡ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ክትመጽአኩም እያ።ሃየ፡ ኣባላት ኩኑ፡ እነተወሓደ ክኣ፡ ከምቲ ልሙድ subscribe & share ኣይትረስዑ።
1 year ago | [YT] | 2,530
View 76 replies
ቃለ መሕትት ምስ ንፍታሌምን ሰሊሆምን ---Enjoy-- #ሰሚራ ##semirasemira
2 years ago | [YT] | 82
View 2 replies
ሓዳስ ደርፊ 'ድሓን ኩኒ ውሻጠ' ብ ብርኽቲ ወልደስላሴ (ታንኪ) ኣብ @alenarecords ኣላትኩም። ሼረር ኣብልዋ።
2 years ago | [YT] | 236
View 4 replies
Load more
Yonas Maynas
WOW! ዝገርም ተርእዮ +200'000 ምርኢት ኣብ ውሽጢ 1 መዓልቲ። የቐንየልና፣ ስለ ዝፈተኹማ ድማ ተሓቢንና። @YonasMaynas @BAHGNATV @wakatm @EriOneTouchEntertainment
Watch here: https://youtu.be/C8nXeseIAg8
3 days ago (edited) | [YT] | 3,896
View 167 replies
Yonas Maynas
WEDI SHUQ 9 / ወዲ ሹቕ 9 / ኣብ መገዲ ኣላ፣ ተዳለዉ። Coming very very soon!
1 year ago | [YT] | 5,601
View 87 replies
Yonas Maynas
ሰሚዕናኩም >>
shopmaynas.com/products/banderay-version-iii-eritr…
እቶም ን ባንዴራና ጸሊም ሕብሪ ኣይትወስኹላ ዝበልኩም ፡ ሓዳስ ፍልይቲ design ጌርና ቀሪብናልኩም ኣለና። ሕዋስ ሕብሪ ዘየብላ።
እቲ ማልያ ድማ high quality ናይ ስፖርት ማልያ እዩ። ሳክት ከይመስለክን።
ካልእ ዓይነት ንብረት ውን ኣብ shopmaynas.com/ ክትረክቡ ትኽእሉ ኢኹም። ከምቲ ልሙድ፡ ይሕመቕ ያጸብቕ፡ ርእይቶኩም ብሃንቀውታ ንጽበ። የቐንየልና።
1 year ago | [YT] | 1,660
View 26 replies
Yonas Maynas
ርሑስ ቅንያት ነጻነት ይግበረልና። ሓዳስ ናይ ስፖርት ማልያ ሰሪሕናልኩም ኣለና። ርእይቶኹም ኣይፈለየና።
shopmaynas.com/products/banderay-version-i-recycle…
ኣብ ቀረባ ውን፡ በብእዋኑ ሓዲሽ ዓይነት design ሒዝናልኩም ክንመጽእ ኢና፡ ደስ ዝበለኩም መሪጽኩም ክትዕድጉ ተስፋ ንገብር። ጮቖቕ ኢልና ዘትረናያ ድኳንና ትዓምብብ ፨ shopmaynas.com/
1 year ago (edited) | [YT] | 2,180
View 79 replies
Yonas Maynas
BANDIERAY / ባንዴራይ ብ ሶሊ ጆን (Soli Jon) ን ኣባላት መጺኣትኩም ኣላ። Enjoy!
1 year ago | [YT] | 3,137
View 141 replies
Yonas Maynas
youtube.com/channel/UCyAo7cqsNPrlxyHRrtPpBiQ/join
ሰላም ዝኸበርኩም ፈተውትና። ሎሚ ዓመት ፡ ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝለዓለ ጻዕሪ፡ ብርክት ዝበሉ ስረሓት ኮሜዲን ደርፍን ሒዝናልኩም ክንመጽእ ምዃንና ከበስረኩም ይፈቱ።
በዚ ኣጋጣሚ፡ ነቶም ብዝያዳ ከተተባብዑና እትደልዩ፡ ሓድሽ ናይ ኣባልነት (membership)፡ ዕድል ከፊትናልኩም ኣለና።
ኣባላት ምስ እትኾኑ፡ ሓደሽ ስራሕ ኣብ ምፍራይ ተኻፈልቲ ኮይንኩም ኣለኹም ማለት እዩ። ደገፍኩም ወሳኒ ስለ ዝኾነ ድማ፡ ን ኹሉ መጻኢ ፍርያትና ኣቐዲምኩም ከተስተማቕርዎ ምዃንኩም ክሕብር ይፈቱ።
ከም መጀመሪ፡ ወዲ ጉዕሽ ዘርእስታ፡ ሓድስ ኮሜዲ፡ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ክትመጽአኩም እያ።
ሃየ፡ ኣባላት ኩኑ፡ እነተወሓደ ክኣ፡ ከምቲ ልሙድ subscribe & share ኣይትረስዑ።
1 year ago | [YT] | 2,530
View 76 replies
Yonas Maynas
ቃለ መሕትት ምስ ንፍታሌምን ሰሊሆምን ---Enjoy-- #ሰሚራ ##semirasemira
2 years ago | [YT] | 82
View 2 replies
Yonas Maynas
ሓዳስ ደርፊ 'ድሓን ኩኒ ውሻጠ' ብ ብርኽቲ ወልደስላሴ (ታንኪ) ኣብ @alenarecords ኣላትኩም። ሼረር ኣብልዋ።
2 years ago | [YT] | 236
View 4 replies
Load more