SEDO ENTERTAINMENT

We ''SEDO' an Eritrean Media Channel.
- We are always providing our ultimate products
- Satisfying our subscribers
- Inspire our society as best as we can.

Contact us whenever you want:
- Business inquiries
- Producing, Production and Distribution
- Product Submission
For more information, contact us via e-mail jayotruth@gmail.com.

↓ ↓ SCROLL DOWN BELOW TO FOLLOW US ON SOCIAL MEDIAS ↓ ↓


SEDO ENTERTAINMENT

#ንኹሉ
ተካታታሊት #ሲትኮም
ካብ ዝመጽእ ሰሙን ጀሚርና
ኣብ #ሰዶ ኢንተርተይመንት
ክንዝርጋሓልኩም ኢና ።

6 days ago | [YT] | 272

SEDO ENTERTAINMENT

#ተሳዓርውሽጠይ ዝብል ኣርእስቲ ዘለዋ ሓጻር ፊልም
#ዳይረክተር ሜሮን ሚኪኤል (ቻኩር)
#ጻሓፊ ያቆብ ዳዊት
#ካሜራ ኤዲተር ፍሊፖ ሃብታይ
#ሰዶኢንተርተይመንት
ስነ ጥበባዊት #ኒያት ማሓሪ ናብ ፊልም ትምለሰላ ዘላ ፈላሚት ስራሕ. . .
#ሰናይ ኣስረስ
#ቴድሮስ ሚኪኤል
#ኒያት ማሓሪ
#ተመስገን ገብረመድህን
Yacob Dawit
Meron Michael
Sedo Radio

1 week ago | [YT] | 512

SEDO ENTERTAINMENT

ክትዝርጋሕ ክልተ ሳዓታት ጥራይ ይተርፋ
ኣብዚኣ ቻነል ኣቲኩም ሳብስክራይብ ጌርኩም ተጸበዩና
https://youtu.be/iLcMV0IOWwA

2 weeks ago | [YT] | 15

SEDO ENTERTAINMENT

ኣብቲ ነዊሕ ጉዕዞ ምሳና ኔርኩም፡ብዘይካኩም ዋላ ሓንቲ ኣይምገበርናን ክብረት ይሃበልና ስለ ትህቡናን ዝሃብኩምናን ደገፍ ክቡራት ተካታተልትና። ቻነልና ኣብዚ ግዜ 300 ሽሕ ተዓዘብቲ ኣኪብና ኣለና፡ ከምቲ ኣሚንኩም ዝሳዓብኩምና ድማ ትጽቢትኩም ከይንቀትል ብዓቅምና ከም ኣጀማምራና ጽፉፍ መደብ ጥራይ ከም ንቅርበልኩም ደጊምና ቃል ንኣትወልኩም። ኣብ ቻነልና ጽፉፍ ማሃርን ኣዘናጋዕን መደባት ክትከታተሉ ኢኩም ሳዓብትና ዝኮንኩም፡ሕጂ ውን ኣምነት ኣይክንሰርቀኩምን ኢና።
ንዝቅጽል መደባትና ንምክትታል ውን ክሳብ ሕጂ ዘይሳዓብኩምና ሳዓብትና ክትኮኑ ንዕድመኩም።
ሰዶ ኢንተርተይመንት

3 weeks ago (edited) | [YT] | 133

SEDO ENTERTAINMENT

ክንደይ ካብ ተካታተልቲ ነባዒት ክትቅጽል ትደሊዋ 3ይ ምዕራፍ?

1 month ago | [YT] | 324