HlnaTube ሕልና ቱዩብ

እንኳዕ ናብ ቻናልና ብሰላም መፁ🕊👏 እዚ ቻናልና ከም እግዚአብሔር አምላክ ፍቃድ ዝተፋላለየ ንዓኩም ጠቃምን ማሃርን ኢልና ዝሓሰብናዮም መደባት ዝማሓላለፈሉ ቻናልና እዩ ሳብስክራይብ ሼር ላይክ ብምባል ቤተሰብ ክትኮኑ ብትሕትና ንላቦ
ሃናፂ ሪኢቶን ሓሳብን ድጋፍኩሙን ኣይፈለየና👏🕊


HlnaTube ሕልና ቱዩብ

ዋጋ ኣቁሑት ኣብ ከተማ ኣፅቢ 😱

3 months ago | [YT] | 4

HlnaTube ሕልና ቱዩብ

ድሕሪ ብዙሕ ናይ ስደት ፃንሒት ዓደይ ኣትየ ንመ/ያ ግዜ ኣሽንዳ ኣክቢረ ተመስገን ኣምላክ ናይ ዓመት ሰባት ይበለና🙏‪@HlnaTube27‬

3 months ago | [YT] | 7

HlnaTube ሕልና ቱዩብ

‪@HlnaTube27‬ ኣቁሑት ገዛ ኣብከተማ ኣፅቢ ክጥይቀልክን ትደልያ ኣብ ኮሞንት ፃሓፋለይ

4 months ago | [YT] | 3

HlnaTube ሕልና ቱዩብ

ሰለኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ካብቱ ኣነ ንነብሰይ ዝሓስቦ ናትካ ሓስብ ይበልፅ ኣምላከይ ኩሉ ከምፍቃድካ ይኩን

6 months ago | [YT] | 4

HlnaTube ሕልና ቱዩብ

ኣምላክ ናብ ኢድኪ ይምለሰለኪ ዘማሪት ዉብየይ ሓፍተይ
በጃኩም ኣሕዋተይ ሼር እናበልኩም ዝምልከቶ ኣካል ክበፅሖን ገንዘባ ክምልሰላን ተሓባበሩ ከምዚኦም ዝበሉ ካሕዳማት ድማ ናብ ሕጊ ቀሪቦም ነዚ ፅያፍ ተግባሮም ክኩነን ይግባእ😢

7 months ago | [YT] | 1