Debena Entertainment

Debena Entertainment


Debena Entertainment

ሰላም ተኻታተልትና፣ በቲ ቅድሚ ሕጂ ከም ባዓል፣ መጸለሊተይ፣ ከምቲ ልሙድ፣ ጽንዕለይ ወዘተ ዛኣመሰላ ኣብ ህዝቢ ዓቢ ተቐባልነት ዘትረፋ ደርፍታት ዘፍረየ ህቡብ ድምጻዊ ኢሳቕ ዑቕባይ ሕጂ ድማ ኣብ ገዛና * ሃነኔ* እንዳበለ ይመጸኩም ኣሎ እሞ ከምቲ ልሙድ #share, #subscribe, #like ኣይትረስዑ።
Dear and beloved followers,
We are delighted to warmly announce the release of a brand-new Tigrigna song titled 'Hanenye' by the young star Isak Okubay.

You already know him from his well-loved songs such as Metselelitey, Tsinley, and Kenti Lumud.

Stay tuned—something special is on the way!

2 days ago | [YT] | 27

Debena Entertainment

ሰላም ተኻተተልቲ #debenaEntertainment #ጓልብላታ ዘርእስታ ባህላዊት ጣዕመ-ዜማ በቲ ኣብ ዝተፈላለየ ባህላዊ ጓይላታት ከምኡ ውን ኣብ መደብ #ሽንግርዋ ጭራ-ዋጥኡ ሒዙ ባህሊ ዓደይ ንዘላኣለም ንኽነብር ጭራ ኣቦታተይ ኣይትወድቕን ኢያ ዝብል ትስፉው ስነጥበባዊ መንእሰይ #ኣሸብር #ተስፋሁነይ ሒዝናልኩም ንመጽእ ኣለና እሞ ከምቲ ኩሉ ግዜ እትገብሩልና ምትብባዕ #Subscribe, #share #like ከምኡ ውን #comment ኣይትኽልኡና።

2 months ago (edited) | [YT] | 66

Debena Entertainment

Dawit Yosief
ሰላም ተኻታተልትና፡ #ንእስተይ ዘርእስታ ንጽል ጣዕመ ዜማ ብ ዉልዶ ስነጥበባዊ ዳዊት ዮሴፍ ሒዝናልኩም ንመጽእ ኣለና'ሞ ሞራልኩም ከምቲ ልሙድ ኣይፈለየና።

3 months ago | [YT] | 25

Debena Entertainment

ሰላም ክቡራት ተኻታተልቲ #Debena Entertainment. ንጽባሕ ዓርቢ #ውርዚቲ ዘርእስታ ኣዝያ ፍልይቲ ባሃላዊት ስራሕ ብዉልዶ ተረካቢ ባህሊ መንእሰይ #ጸጋይ ግርማይ ሒዝናልኩም ንመጽእ ኣለና እሞ፡ ክምቲ ልሙድ #share #subscribe #like #comment ብምግባር ምትብባዕኩም ኣይፈለየና።

7 months ago | [YT] | 157

Debena Entertainment

Coming.....

10 months ago | [YT] | 156

Debena Entertainment

11 months ago | [YT] | 211