ዲያቆን ስቱዲዮ dyakon studio

እንኳዕ ብደሓን መፁ!

አነ ሓውኹም ዘማሪ አዲሱ ቴድሮስ ናይ’ዚ መንፈሳዊ ቱዮብን ናይ ዲያቆን ስቱዲዮ በዓል ዋናን’የ እዚ መንፈሳዊ ቻናል ብመዝሙርን ፣ መንፈሳዊ ትምህርትታትን ፣ትረካታትን ኻልኦት መንፈሳዊ ትሕዝቶ ዘለዋም ፕሮግራማትን እነቕርበሉ ቻናል’ዮ ፎቲኹም ስለትኽተሉኒ ካብ ልቢ የመስግን የቐንየለይ🙏🙏🙏