Welcome to YouTube Chanel♡🇪🇷

ENJOY

WE KINDLY INVITE EVERYONE TO JOIN CHEERS ♥️


ዕላማ እዚ ቻነል፥ኣገረምቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ፥ሓድሽ ዜናታትን ፥ መደብ Sport፥ ሓጻር ዛንቲ ፥ ልብ ወለድ ፥ ብመልክዕ ጥበባዊ ስርሓት ዝፈርዩ ዝተፈላለየ ፌልምታትን ፥ኮሜዴታትን ፥ ድራማታትን ፥ሙዙቃዊ ቪድዮታትን ዝፈረየሉ ትሕዝቶ ምዝርጋሕ እዩ። ተወሳኺ ምስ ህቡባትን ዕውታትን ሰባት ዝተፈላለየ ቃለመጥይቅ ውን ንዝርግሕ ። ባህልናን ክብርታትናን ንምዕቃቡ ጥራይ ዘይኮነስ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ንኽረክብ ዉን ምስ ዓለም ንምፍላጥ ዓቢ ግደ ይጻወት።

ዕብየትና ብናትኩም ሓገዝዩ ዝስስን ስለዝኮነ ነዚ ሳብስክራይብ ሸር ብምግባር ክትተሓባበረና ንምህጸን