Welcome to awet tesfay youtube channel እዚ ቻነል ቋንቋን ባህልን ትውፊትን ትግራይ ንምዕባይ ዝሰርሕ ናይ ተጋሩ ንተጋሩ ዝሰርሕ ቻነልዩ ስለዚ ኣብ ጎንና ኮይንኩም like share subscrib ብምግባር ኣካል ዕቤት ቋንቋን ባህልን ትግርኛ ንኩን ብሓባር


Awet Tesfay

ተለቂቃ ዝገርም ስራሕ ቢኒ ሓወይ🙏🙏https://youtu.be/oHp7aHIs0F0?si=PUyXn...

2 months ago (edited) | [YT] | 4

Awet Tesfay

100.000 viwe የቀንየለይ ካብ ልቢ የመስግን ኣሕዋተይ🙏🙏🙏 https://youtu.be/rWdmvJB3iP4?si=AI0ym...

4 months ago | [YT] | 115

Awet Tesfay

ምሳይ ተለቂቃ ኣላ🙏🙏 https://youtu.be/rWdmvJB3iP4?si=ut36L...

4 months ago | [YT] | 18

Awet Tesfay

ሻሎም ❤
ኣብ ዉሽጢ ዓድን ወፃእን ዘለኹም ደቂ ዓደይ ሓድሽ ዓመት 2018 ዓ/ም
ሓሳብ ልብና ዝሰምረሉ ዓድናን ዓውድናን ዝባረኸሉ ዘመን ክኾነልና እናተመነኹ #ምሳይ#ዝብል ሓድሽ ስራሕ ሒዘ መፂየ ኣለኹ 'ሞ ሼር ላይክ እናበልኩም ከምቲ ልሙድ ምራልኩም ኣይፈለየኒ ሰሰናዩ 🙏🙏🙏

4 months ago | [YT] | 181

Awet Tesfay

ተመስገን ፈጣሪ🙏🙏

6 months ago | [YT] | 24