Story Production
ርሑስ ልደተ ክሩስቶስ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም ተኻታተልቲ Story Production 🙏🏿 ገለ ካብ ዝኽርታትኩም ናይ ዓዲ እስከ ኣካፉሉና
1 month ago | [YT] | 158
View 0 replies
ክንድምንታይ ከምነመስግነኩም ከምንደሊ ኣይንፈልጥን ግን ድማ subscribe ብምግባር like ብምሃብ comment ብምጽሓፍ ትገብሩልና ዘለኩም ምትብባዕ ብጣዕኪ እዩ ተስፋ ሂቡ ኣበርቲዕና ክንጽዕር ዝገብረና። ብጣዕሚ የቀንየልና🙏🏿🙏🏿 50000 ምስ በጽሐት የራኽበና🤍🌿
2 months ago (edited) | [YT] | 36
View 9 replies
ኩቡራት ተኻታተልቲ Story Production ኣብ ሓጺር ግዜ ተኻታታሊት ትግርኛ ልቢ ወለድ ዛንታ ከነቅርበልኩም ኢና። Please Subscribe like and share ግበሩ።
8 months ago | [YT] | 86
View 5 replies
ክብረት ይሃብልና ኩቡራ ተኻታተልቲ Story Production
1 year ago | [YT] | 18
View 1 reply
https://youtu.be/8V81Sn03908?si=B08k7...
1 year ago | [YT] | 5
Tigrinya Love Story "ዛንታ ክልተ ኣዕሩኽ" ጽሓፊ Fili Wedi Barju coming soon #youtubechannel👇👇 youtube.com/@storyproduction911
1 year ago | [YT] | 82
ኣብ ቀረባ እዋን ፍቅራዊት ዛንታ ከነቅርበልኩም ኢና። please subscribe ግበሩ. Kubrat tekatatelti
2 years ago | [YT] | 114
View 3 replies
ኩቡራት ተኻታተልቲ ኣብ ቀረባ እውና ሓንቲ ተኻታታሊት ዛንታ ብውልዶ መንእሰይ ፊሊ ወዲ ባርጁ ከነቅርበልኩም ኢና። ስለዚ ኣብዛ ዝሓለፈ ዘቅረብናልኩም ኣብ ተራኺ ይኹን ጽሓፊ ርኢቶኩም ነቀፈታኩም ከተቅርቡልና ብትሕትና ንሓትት። ንሕና ድማ ከነማሓይሹ ምኻና ቃል ንኣትወልኩም። ብዝተረፈ ግን please subscribe like,comment and share ምግባር ትሓባበሩና።
2 years ago | [YT] | 209
View 37 replies
16ክፋል መወዳእታ ጽባሕ ዓርቢ ክንዝርግሓልኩም ኢና ኩብራት ተኻታተልቲ። ግን share Like comment ኣይተውሕዱ።
2 years ago | [YT] | 246
ኩብራት ተኻታተልቲ story production ኣብ ዝሓለፈ ክፋላት ሓጺርና ኢልኩም ስለ ዝነቀፍኩምና። ንዓኩም ንምሕጋስ ሎሚ ስዓት 18፥00 Berlin Time ክፋል 7&8 ብሓንሳብ ክንዝርግሓልኩም ኢና። like,share and subscribe ግን ኣይተውሕዱ።
2 years ago | [YT] | 266
View 12 replies
Story Production
ርሑስ ልደተ ክሩስቶስ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም ተኻታተልቲ Story Production 🙏🏿 ገለ ካብ ዝኽርታትኩም ናይ ዓዲ እስከ ኣካፉሉና
1 month ago | [YT] | 158
View 0 replies
Story Production
ክንድምንታይ ከምነመስግነኩም ከምንደሊ ኣይንፈልጥን ግን ድማ subscribe ብምግባር like ብምሃብ comment ብምጽሓፍ ትገብሩልና ዘለኩም ምትብባዕ ብጣዕኪ እዩ ተስፋ ሂቡ ኣበርቲዕና ክንጽዕር ዝገብረና። ብጣዕሚ የቀንየልና🙏🏿🙏🏿
50000 ምስ በጽሐት የራኽበና🤍🌿
2 months ago (edited) | [YT] | 36
View 9 replies
Story Production
ኩቡራት ተኻታተልቲ Story Production ኣብ ሓጺር ግዜ ተኻታታሊት ትግርኛ ልቢ ወለድ ዛንታ ከነቅርበልኩም ኢና። Please Subscribe like and share ግበሩ።
8 months ago | [YT] | 86
View 5 replies
Story Production
ክብረት ይሃብልና ኩቡራ ተኻታተልቲ Story Production
1 year ago | [YT] | 18
View 1 reply
Story Production
https://youtu.be/8V81Sn03908?si=B08k7...
1 year ago | [YT] | 5
View 0 replies
Story Production
Tigrinya Love Story "ዛንታ ክልተ ኣዕሩኽ" ጽሓፊ Fili Wedi Barju coming soon
#youtubechannel👇👇
youtube.com/@storyproduction911